Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ምርካብ ግዝያዊ ዑቕባ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 mois

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ ፈረንሳ ዘለዉ ስደተኛታት እንተደኣ ቤተሰቦም ኣብ ኡክሬይን ዘሎ ውግእ ዝተፈናቐሉ ኮይኖም ፣ ኣብ ፈረንሳ ግዝያዊ ዑቕባ ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም።

መሰል ግዝያዊ ዑቕባ ፣ ሓደ ፍሉይ ዑቕባ ኮይኑ፣ ብ 4 መጋቢት 2022 ብ ቤት ምኽሪ ኣ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝተወሰነ ኮይኑ፣ ኣብ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ብቐጥታ ህዝያዊ ዑቕባ ናይ ምርካብ መሰል ዘውህብ እዩ።

ኣብ ፈረንሳ፣ እቲ ዑቕባ ዝተፈላለየ ግዝያውያን መሰላት የውህብ ፣ ንሳቶም ድማ

  • ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ (APS) ኣብ ፈረንሳ ፣ ናይ 6 ኣዋርሕ ዝሕደስ ፍሉይ ፍቓድ ኮይኑ፣ « ናይ ግዝየዊ ዑቕባ ረኻባይ » ዝበሃል ኮይኑ ን ሰላስተ ዓመታት ድማ የገልግል።
  • ናይ ምስራሕ መሰል
  • ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምርካብን መሰሎም ኮይኑ፣ ስልዒት ገንዘቦም ድማ ካም ሓተትቲ ዑቕባ (ADA) እዩ።
  • ናይ ምሕካም መሰሎም ዝተሓለወ;
  • ትሕቲ ዕድመ ደቆም ን ትምህርቲ ናይ ምልኣኽ መሰሎም ዝተሓለወ
  • ከከም ኩናታቱ ድማ ናይ መዕቆቢ ምርካብን የጠቓልል

ኣገዳሲ!
ኣገዳሲ ነጥቢ : እዚ ፍሉይ ዑቕባ መሰል እዚ፣ እንተነውሐ ን 2 ዓመታት እዩ ክናዋሕ ዝኽእል። ብዘይካ እዚ እውን "ክንጸግ" (= ክስረጽ ) ይኽእል። እንተደኣ እቲ ኩነታት ናይታ ዝተሰደዱላ ሃገር ብምምሕያሹ፣ ኤውሮጳዊ ሕብረት እንተደኣ ምምላሶም ወሲና።

ከመይ ንገብሮ?

እንተድደኣ ተረባሒ ናይ ሓደ (ውሽጣዊ ወይ እውን ዓለም ለኻዊ ዑቕባ ) ብ መንግስቲ ኡክሬንያን ነይርኩም ኮይኑ? ኣቲ ናይ ምዕቋብ መሰል ኣለኩም።

ብዘይካ እዚ ኣውን እንተደኣ፣ ብ ሓደ ካብ እዚ ዝስዕብ ጉዳያት ዝምልከተኩም ኮይኑ :

  • እንተደኣኣ ዩክሬናውያን ኴንኩምን፣ ቅድሚ የካቲት 24ናይ 2022 ተቐሚጥኩም;
  • ደቂ ዩክሬይን ኣይኮይንኩምን ፣ ግን ብ መንግስቲ ዩክሬይን ዝተዋህበ መንበሪ ፣ ናይ ስደተኛታት ካርድ፣ ዕለቱ ዘይወደቐ እንተለኩም። እንተደኣ ኣብ እታ መበቆል ዓድኹም ክትኣትዉ ሽግር ኣለኩም ኮይኑ።
  • እንተደኣ ሓደ ካብ ቤተሰብካ ማለት (ኣባላት ቤተሰብካ s : መጻምድትኻ , lዘይተመርዓዉ ውሉዳት ምስ እትኾኑ፣ሽማግለታት).ምስ እትኾኑ።
ኣገዳሲ!
i ኣገዳሲ ሓበሬታ! መብዛሕትኡ እዋን እቶም ሓበሬታታት Réfugiés.info ክትርኢዎ ትኽእሉ ኢኹም ወላ ተረባሕቲ ናይቲ ግዙአዊ ዑቕባ እንተዘይኴንኩም ።

ዑቕባ ንምሕታት ፣ኣብ ዝቐረበኩም ናይ ዑቕባ መሕተቲ ዑቕባ ናይ እቲ ዘለኽሞ ቦታ ብምኻድ ተለዝገቡ ። ንዓኡ ንምግባር ድማ ኣብዚ ጠውዑ።

Cliquez ici pour accéder à la carte des préféctures en France.

እንተደኣ ኣብ ፓሪስ: ኒስ ወይ ስትራስቡርግ ሃሊኹም፣ ኣብ ሓደ ነቑጣ ናይ መቐበሊ ዩክረናውያን ምኻድ ትኽእሉ ኢኩም። »

ን ኹነታትኩም ዝሕብር መረጋገጺ ዶክሜንታት ምምላእ ኣይትረስዑ። . ኣብቲ ቦታ ድማ ምስ ምሉኣት ኣባላት ቤተሰብ ክትመጹ ይግባእ ንኣነት (መጻምዲኹምን ህጻናትን ).

መጺእኩም ሓደ ፍሉይ ዝኾነ መቐበሊ ተዳሊይልኩም ኣሎ። .ከተማልእዎ ዘለኩም ዶኽመንታት ሊዝርዝራት ድማ ኣለኩም። ሓደ ን ጠለብኩም መሕተተኢ ዝኸውን ዝምላእ ቀጥዒ እውን ተዳልይልኩም ኣሎ።

ኣብ እዋን ቆጸራ ፣ ምስ ምሉእ ዶክሜንት ምጽኡ፣ (ኣኦርጅናልን ፎቶኮፒን )ምእንቲ ካርት ሰጁኽ ክትወስዱ

ብድሕሪኡ’ከ ?

እንተደኣ ጠለብኩም ቅቡል ኮይኑ ተረኺቡ፣ናይ ግዝያዊ ናይ ዑቕባ መሰል ዘውህብ 'ካርድ ሰጁር 'ክወሃብኩም እዩ።

ብዘኢ ድማ ናብ ኦፍራ l’Office français de l’immigration ከምኡ እውን (OFII), ምእንቲ ናይ ADA ሓገዝ ክትረኽቡ ተኽሎታት ክጠጣሓልኩም እዩ።

ኣብ ፈረንሳ ምስ በጻሕኩም፣ እንተደኣ ዝኾነ ሕቶታት ናይ ብኸመይ ትእንገዱ ሃልይኩም ኮይኑ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትውከሱ ትኽእሉ ኢኹም sur cette page. እቲ መጽሓፍ ብ ቋንቋ ዩክሬይን ዝተተርጎመ እዩ።

ኣብዚ ብምእታው እውን ተወከሱ fiches traduites en ukrainien ከምኡ እውን ኣብዚ l’application de Réfugiés.info.

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
yassin bazzaziyassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት