Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ኣዳላዊ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምጥላብ ምስክር ወረቐት ናይ መርዓ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 mois

እንታዩ’ዩ ?

እቲ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት ኣብ መንጎ ክልተ ሰባት ዘሎ ሓቀኛ ሕብረት ዘረጋግጽ ወግዓዊ ሰነድ እዩ ።

እዚ ሓደ ሰነድ ወይ ዶክሜንት (መለልዪ ማሕበራዊ ርክብ ) ናይ ውልቀ ሰብ ኮይኑ ን ስደተኛታት ድማ ብ ኦፍራ l'OFPRA (Office Français de Protection des Réfugiés et des Apatrides). ይወሃብ።

L’OFPRA ሓደ ቤት ጽሕፈት(ን ስደተኛታትን ብ ሓፈሻ ድማከሰብ ሓፈሻዊ ከሰብቲ ዑቕባን ) l'acte de naissance, ከምኒ ናይ ልደት ሰርቲፊኬይት ፣ le livret de famille, ናይ ሞት ምስክር ወረቐት l'acte de décès ወዘተ ፣ ሰነዳት ን ስደተኛታት የቕርብ።

> ብዛዕባ ኣጠላልባ ናይ ዕለተ ልደት መስርሕ ንምፍላጥኣብዚ ጠውቕ : la fiche Réfugiés.info "Demander un acte de naissance" .

ካብ l'OFPRA ዝወሃብ ናይ መርዓ ዶክመንት፣ ወግዓዊ ( ሕጋዊ ) iን ኹሉ ዝምልከቶ ፣ ድሉው ዝኾነ። ን ገለ ማሕበራዊ ንጥፈታት ፣ ከም እኒ (ን ምሕታት ሊቭረ ደ ፋሚልይ፣ ዜግነት፣ ,መርዓን ፍትሕን ወዘተ …).ንምህላው የድሊ።

እዚ ሰነድ እዚ ን ዓኹም ኮነ ን ቤተሰብኩም ኮነ (ማለት መጻምዲኹም፣ ወለድኹም፣ ወይ ን ኣባሓጎን ዓባይን ፣ ከምኡ ውን ን ደቅኹም ክትሓትሎም ትኽእሉ ኢኹም። ).

ኣገዳሲ!
ምፍላጡ ዘገድስ!ሓደ ናይ መርዓ ሰርቲፊኬት ፣ ኩሉ እዋን ቅቡል ፣ መለት e durée de validité, cዘይወድቕ ሰነድ እዩ ፣ ብዘይካ እቲ ኩነታትኩም እንተዘየቐይሩ።

ከመይ ንገብሮ?

ናይ መርዓ ሰርቲፊኪርትኩም ፣ን “ ን ምምስራሕ ” ማለት ስምኩም (ስም ናይ መጻምድኹም፣ ዕለተን ቦታን ናታትኩም፣ ዓለተ መርዓ )ወዘተ ን ኦፍራ l’OFPRA ካብ ናይ መበቆል ዓድኹም (ኣንተደኣ ሃልይኩም ) ኣብ እዋን ምጥላብ d’asile ዝሃብኩሞ ፣ ብ ምጥቃም የወሃህዶ።

እንትደኣ ገለ ፣ ኣገደስቲ ባእታታት ዘይብሉ፣ ን ምርካቡን ንዝያዳ ምጽራይን ብ l’OFPRA ናብ ኣምባሳደር ናይ ሃገርኩም ፣ ወይ du consulat de France ኣብ ዓድኹም ክሕተት እውን ይኽእል እዩ።

ኣገዳሲ! ምፍላጡ ዘገድስ፣ እቲ መአስርሕ ምናልባት ግዜ ክወስድ ክኸውን ይኽእል እዩ፣ ስለዚ ናብ ኦፍራ l’OFPRA ምምጻእ ፣ ኮነ ን ዕኡ ንምቅልጣፍ ኣይከኣልን እዩ።

እቲ ናይ መርዓ ሰርቲፊኬት ምስ ተሰርሐ፣ ክትጠልቡ ትኽእሉ ኢኹም ን l’OFPRA.

3 ዓይነት ዶክሜንታት ወይ ሰነዳት ኣለዉ :

- እቲ ሓደ copie intégrale :ዝበሃል ኮይኑ፣
ምሉእ ናይ ዕለተ ልደት ሰርቲፊኬት እዩ

- እቲ ሓደ extrait avec filiation :
ዝበሃል ፣ ናይ ቤተሰብኩምን እንተላይ ዘጠቓለለ ፣ (ምሉእ ስም (ወይ ኣስማት), ዕለትን ቦታ ልደትን) ናይ ወለድኹም እንተላይ
ዘለዎ ክኸውን እንከሎ

- እቲ ሓደ ድማ extrait sans filiation :ዝበሃል ኮይኑ፣ ነቲ ዝምልከቶ ሰብ ጥራይ ዝርዝራት ዘለዎ እዩ።

ክፍለጥ ዘለዎ። :

ምፍላጡ ዘገድስ!
እዚ ንምግባር ፈለማ ናይ ኦፍራ ፋይል OFPRA. ክህልወኩም ይግባእ እዚ ቁጽሪ 9 ቁጽርታት ዘጠቓልለ ኮይኑ XX-XX-XXXXX ኣብ ጸጋማይ ሸነኽ ናይ እቲ፣ ካብ ኦፍራ l’OFPRA. ዝስደድ ደብዳቤ ርኸብዎ

Ensuite, vous pouvez faire la demande sur ce lien : https://www.ofpra.gouv.fr/demander-un-acte

  • ኣብቲ "Acte de naissanceዝብል ጠውዑ "Suivant"
  • ካብኡ ኣብቲ “Moi” ኣነ ወይ ኣባላት
  • ቤተሰበይ “Quelqu’un de ma famille”.ዝብል ምረጹ
ኣገዳሲ!
ነቲ ሕቶ ምስ ተመዝገብካዮ፡ ቁጽሪ መከታተሊ ክመጸካ እዩ: ምዕባለ ናይቲ ሕቶ ክትከታተል ምእንቲ ክትዕቅቦ ኣለካ።

ብድሕሪኡ’ከ ?

ምምስራት ሰነዳት ሲቪላዊ ኩነታት ግዜ ዝወስድ ኣገባብ እዩ። la page des démarches en ligne ዝቭብ ብምጥዋቕ ተኸታተልዎ “Suivre ma demande en ligne”.

ኣብ ናይመርዓ ምስክር ወረቐትኩም ጌጋ ወይ ምግዳፍ እንተሃልዩ ፡ ነቲ ሓበሬታ ክትከራኸርዎ ትኽእሉ ኢኹም (ኣይሰማምዑን በል)።

ናይቲ ጌጋ ወይ ምግዳፍ መብርሂ ዘለዎ ደብዳበ ናብዚ ኣድራሻ ክትሰድድ ኣለካ፤

OFPRA
201 rue Carnot
94136 Fontenay-sous-Bois Cedex

ኣገዳሲ!
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ፊደል ቁጽሪ ፋይል ኦፍፕራ ክትጽሕፍ ኣለካ።

Tribunal de PARIS
Parvis du tribunal
Section AC1 - Etat civil
75 859 PARIS CEDEX 17

ናይ ፖስታ ኣድራሻኻ፡ ቁጽሪ ተሌፎንካ፡ ወይ ኢ-መይል ኣድራሻኻ (ዝርዝር ርክብ) እንተቐይርካ፡ ነቲ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት ንምርካብ፡ ሓድሽ ዝርዝር ርክብካ ናብ OFPRA ክትሰድድ ኣለካ።

ንምንባብ: እቲ Refugees.info ዝብል ወረቐት "ኣብ ዝርዝር ርክብ ለውጢ ንOFPRA ምሕባር "።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

matthieumatthieuምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
hugo stéphanhugo stéphanምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
nounouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kristel mabialakristel mabialaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
etienne develayetienne develayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት