Fermer
Paramètres d'affichage
Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Thème clair
Thème sombre
Système.
Utilise les paramètres système.
GOUVERNEMENT
Menu
መዝገባ
መስመር
Fermer
መዝገባ
መስመር
ኩሎም ሓበሬታት
ህዝባዊ ምልክታት
ትርጉም
ብዛዕባና ተዛረቡ
ጥርኑፍ ሓበሬታ
ንኣሽቱ ፣ ፋምፍሌት
ን ፕረስ ንዜና ዝኸውን
ን ኣምባሳደራት
ናይ ዩክሬን
እዚ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣፕሌኬሽን ኣብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣
ኣብ ጋዜጣና ተመዝገቡ
15 ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
Département
ኩሉ
መርከቢ ቦታ
ኣርእስታት
Activités et culture
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኩሉ
0
ሓባሪ-ቃል
ሚስዮን ሎካል፣ መንነት ካርድ ወይ ታሴራ
በብዕድመ ዝተኸፋፈለ
ትሕቲ 18 ዓመት
ኣብ መንጎ 18 ን 25 ን
ካብ 25 ዕድመ ን ላዕሊ
ደረጃ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ
ንፈለምቲ A1/A2
ንማእከላይ ደረጃ B1/B2
ንዝማዕበለ ደረጃ C1/C2
ፋይል ናይ ትርጉም
ኩሉ መጻረዪ ይደምሰስ
ኩሉ (15)
ትሩባት ፋይላት (15)
ናይ ምሕዳር ፋይላት (0)
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቅድም ዝነበረ
ድሉዋት ፋይላት
15
ድሉዋት ፋይላት
15
2 départements
ምሕጋዝ ን ንኣረጋውያንን ስንኩላንን
ምእንቲ ንኻልኦት ሰባት እትጠቕም ክትኮኑ ጠቓሚ ክትከውንን ዘድልዮም ሰባት ዝሕግዝ ወለንተኛ ብምዃን ኣገብልግሎት ሃቡ።
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ CIF-SP Solidaires entre les âges
21 - Côte-d'Or
ኣብ ሞንትባርድ Montbard ወይ ከቲኚ Quetigny ወለንተኛታት ንምዃን
ኣብ ኣዚ ዝተቐሰ ቦታታት ወለንተኛታት ንምኳን
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኤስፓስ ሶሻል l’Épicerie Sociale
ብ ኦንላይን
ተሳትፎ ወለንታዊ ተግባር
ኣብ ጥቃ መንበሪኹም ወለንታዊ ስራሕ ወይ ካብ ርሑቕ ኴንካ ምፍጻም
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ጁ ቩ ኤደ. ጉቭ. ኤፍ-ኣር JeVeuxAider.gouv.fr
26 - Drôme
ኣብ Valence ቫለንሽያ ሲቪካዊ ኣገልግሎት ተሳተፉ
ንደቂ 18-25 ዓመት ዝበጽሕ ናይ ምትሕግጋዝ ተልእኾታት ናይ 8 ወርሒ ተወፋይነት ዝጠልብ ኣገልግሎት።
ብነጻ
ትኽኽል 8 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ዩናይትድ-ሲቲ ኣርDrôme Ardèche ድሮም ደቸ
69 - Rhône
ትምህርቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሊዮን 3 (ምዕቡል ደረጃ) ቋንቋ ፈረንሳ ተመሃሩ
እዚ መደብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።
50€ ሓንሳብ
ትኽኽል 8 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ DU passerelle - Etudiants en exil (niveau B1 vers B2)
44 - Loire-Atlantique
ምስ ካልኦት ነበርቲ Nantes ናንተ ምግቢ እናከሰንኩ ተተላለዩ
ምስ ካልኦት ሰባት ምግቢ ምኽሻንን፣ ብሓባር እናተመገብኩም ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍ...
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ La Cocotte Solidaire
13 - Bouches-du-Rhône
ስልጠና ናይ ኣሰራርሓ መግቢ
ሞያታት ክሽነ ኣብ ህዝባዊ ምሕዝነታዊ ቦታ ዝተወሃሃዶ ተማሃሩ።
ብነጻ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ብ La Cantine du Mid
13 - Bouches-du-Rhône
ቋንቋ ፈረንሳ ምዝራብ
ሓደ መደብ፣ ናይ ትምህቲ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ sን ስደተኛታት ምስ መደብ ከምኡ እውን ብ ወለንተኛታት ዝተሓገዘ እዩ።
ብነጻ
ትኽኽል 5 ወርሒ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኪፓዋ Kipawa
80 - Somme
ሓባራዊ ጀርዲን ምክንኻን
ምቅንጣብ ኣሕምልቲ፣ ፍረታትን ብነጻ፣ ከምኡውን ንሓባራዊ ጠቕሚ ምውዓልን
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኣብ ማእከል ማሕበር ካፕስl CAPS
4 départements
ወለንታዊ ኣገልግሎት ንምሃብ
ማሕበር Benenova ኣብ ከተማታት Paris, Lille, Nantes et Rennes (ኣብ ከተማታት ፓሪስ፣ ሊል ፣ ናንቴ ረንን) ወልንታዊ ስራሕ ስራሕ ዕድል ትኸፍት::
ብነጻ
ኣብ መንጎ 2 ን 5 ዘሎ ሰዓት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ Benenova
21 - Côte-d'Or
ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎት ንምስታፍ
ኣብ ትምህርቲ ጸገም ዘለዎም ተመሃሮ ምሕጋዝ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ FEBIA
33 - Gironde
መግቢ ንምዕዳል ናይ ወለንታዊ\ት ተሓጋጋዚ\ት ምዃን
ኣብ ከተማ ቦርዶ ንዝርከቡ ጽጉማት ሰባት ዝብላዕ ቀረብ መግቢ ንምቃራብ ወለንታዊ\ት ተሓጋጋዚ\ት
5€ ሓንሳብ
ዝለኦኣለ 1 année
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ግሬን ደ ሶሊዳሪቴ ትርጉሙ ፍረ ናይ ምልውዋህ እትበሃል ማሕበር ማለት እዩ።
8 départements
ብዛዕባ ናይ ኢንተግረሽን ፖሊሲ ሓሳባት ምግላጽ ።
ፖለቲካዊ ርእይቶኹም ንምግላጽ.
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኣብ ሲ ኤር ኦኣ CRPA ብ ፊ ሲ BFC
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ
ምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ግብረ-ሰናይ ስርሓት
ምርካብ ክትዕቅቦን ከተማዕብሎን ሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ንኸተጥሪን ምሕጋዛ።
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ France Bénevolat ፍራንስ ወለንታውያን ማሕበር ወይ ናይ ግብረ ሰናይ ማሕበር።
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ
ናይ ምትሕግጋዝ መደባት ንምውዳብ፣
ንስደተኛታት ዘካተተ፣ናይ ምትሕጋዝን ማሕበራዊ ንጥፈታትን ምውዳብ፣
ዝለኦኣለ 9 ወርሒ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፐይኤር "Pai'R" ዝበሃል ትካል፣
ተወሳኺ ርእይቶ