21 - Côte-d'Or ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ ዝግበር ምይይጥን ዝርርብን ምስታፍ፣
ሶሊዳሪተ ፋም ዕስራን ሓደን (Solidarité Femmes 21 )፣ ድምጺ ናይተን ግዳያት ዓመጽ ዝኾና መሰለንን ድምጸንን ክስምዓለንን ፍታሕ ክረኽባ ዘይከኣላን ውጹዓት ደቀንስትዮ ጉዳይ ዝርኢ ምዃኑ፣
ከምዚ ዓይነት ሽግር ንዘጋጠመን ደቀንስትዮ መጽየን ጉዳየንን ነገረን ከነግራን ፍታሕ ዝረኽባሉ መንገዲ ከናድያን ርሑው ኣፍደገን መሰልን ተስፋ ከምዘለወን ይሕብር።
5€ በእእዋኑ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት