Fermer
Paramètres d'affichage
Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Thème clair
Thème sombre
Système.
Utilise les paramètres système.
GOUVERNEMENT
Menu
መዝገባ
መስመር
Fermer
መዝገባ
መስመር
ኩሎም ሓበሬታት
ህዝባዊ ምልክታት
ትርጉም
ብዛዕባና ተዛረቡ
ጥርኑፍ ሓበሬታ
ንኣሽቱ ፣ ፋምፍሌት
ን ፕረስ ንዜና ዝኸውን
ን ኣምባሳደራት
ናይ ዩክሬን
እዚ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣፕሌኬሽን ኣብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣
ኣብ ጋዜጣና ተመዝገቡ
{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
Département
ኩሉ
መርከቢ ቦታ
ኣርእስታት
Insertion pro
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኩሉ
0
ሓባሪ-ቃል
ሚስዮን ሎካል፣ መንነት ካርድ ወይ ታሴራ
በብዕድመ ዝተኸፋፈለ
ትሕቲ 18 ዓመት
ኣብ መንጎ 18 ን 25 ን
ካብ 25 ዕድመ ን ላዕሊ
ደረጃ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ
ንፈለምቲ A1/A2
ንማእከላይ ደረጃ B1/B2
ንዝማዕበለ ደረጃ C1/C2
ፋይል ናይ ትርጉም
ኩሉ መጻረዪ ይደምሰስ
ኩሉ (13)
ትሩባት ፋይላት (12)
ናይ ምሕዳር ፋይላት (1)
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቅድም ዝነበረ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
1
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
1
መሐበሪ
ምስራሕ ናይ ውልቂ ዋኒን
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ድሉዋት ፋይላት
12
ድሉዋት ፋይላት
12
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ
ውልቃዊ መደብ ንምትግባር ፣ ገንዘባዊ ሓገዝ ንምርካብ
ሓደ ምወላ ምርካብ፣ ውልቃዊ ሓንቲ ትካል ንምፍጣር ፣ ወይ ማኪና ንምዕዳግ ፣ ኮውይ መምርሒ ፍቃድ ንምርካብ ኮነ ወዘተ ክኸውን ይኽል
ዝለኦኣለ 6 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ለ`ኤዲ l'Adie
8 départements
ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠና
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ሓገዝ ምርካብ ።
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ምስ Association Revivre
93 - Seine-Saint-Denis
ምትግባር ውልቃዊ መደብኩም ኣብ Seine-Saint-Denis
ሓደ ፣ ናይ ኣሳላይነት መደብ ፣ ሓደ ስልተና ወይ ናይ ስራሕ ስልተና ኣብ Seine-Saint-Denis.፣ ኣብ ሰይን ደኒ
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ምስ F-RSA
67 - Bas-Rhin
ኣብ ረስስቶራንት ንምስራሕ ዘኽእል ስልጠና ምርካብ
ስታምቲሽ፣ ስደተኛታት እብ ዓውዲ ረስቶራንት ዘለዎም መደባት ንምዕዋትን ንምትግባርን፣ ዝሕግዝ ማሕበር እዩ።
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ብሳላ ፣ ስታምቲሽ
6 départements
ናይ ውልቂ ትካላት ወናኒ ንምዃን ዘሎ ተኽእሎ ምፍላጥ
ብኸመይ ወነንቲ ናይ ውልቂ ትካላትን ማሕበራትን ከም ኣትኾኑ ዝሕብርን ዘሰኒን
ብነጻ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኣን ሲንጋ ፓሪስ SINGA Paris
44 - Loire-Atlantique
ናይ ትካል ምውናን ዓውዲ፣ ወይ 'ኢንተርፕረነር' ምድህሳስ
ንመደብ ስልጠና ናይ ጉጅለወነንቲ ንኣሽቱ ትካላት ናብ ናይ ስራሕ ምልዋጥ መደብ ምትግባር
ብነጻ
ዳርጋ 6 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ሲንጋ ናንተ SINGA Nantes
44 - Loire-Atlantique
ሞያዊ ስልጠና ንምርካብ ኣሰናይነት ምርካብ
እዚ Univ'R44 ን ስደተኛታት ንምስናይ ዝግበርን ናይ ስራሕ ዕድል ንምፍጣር ዝዓለም ዕላማ እዚ ፣ ትካል ን ኽኸፍ ዝደሊ ስደተኛ ዞኣለም እዩ።
ብነጻ
ዳርጋ 12 ስሰሙን
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ኣብ Univ'R44
6 départements
ናይ ውልቂ ትካል ወይ ማሕበር ምምስራት፣
ንናይ ውልቆም ትካል ወይ ልቸንሳ ንዘለዎም (entrepreneurs) ስደተኛታት ንትሽዓተ ኣዋርሕ ዝኣክል ውልቃዊ ዝኾነ ናይ ምስላይን ናይ ምሕጋዝን መደብ ኣለና ንምፍላጡ ተወከሱና።
ብነጻ
ትኽኽል 9 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብምትሕባር ሌዛ ኣንኩባተር ተ ኣሽ ኤስ ኤን( les Incubateurs THSN) ዝተባህለ መደብ፣
75 - Paris
ናይ ውልቂ ትካልካ ንምምዕባል
ናይ ውልቂ ትካልካ ንምምዕባል ዘኽለኩም ኣሰናይነት ንምርካብ .
ብነጻ
ትኽኽል 9 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ል ኣክሰለታተር L'accélérateur ናይ SINGA ፓሪስ Paris
75 - Paris
ናይ ትካል ወይ ማሕበርኩም ናይ ቀጻልነት ውሕስነቱ ንምርግጋጽ
ምእንቲ ትካልኩም ኮነ ማሕበርኩም፣ ንኽምዕብል ውሕስነቱ ከረጋግጽን ምሕጋዝ
ብነጻ
ትኽኽል 6 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ሲንጋ ፓሪስ SINGA Paris
38 - Isère
ናይ ገዛእ ርእስኹም ትካል ንምምስራት
ናይ ገዛእ ርእስኹም ትካል ንምምስራት ኣብ እትብገስሉ ይድጋገፍን ይሕግዝን
ብነጻ
ዳርጋ 1 année
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ቤት ጽሕፈታት
ምስ l'ADIE
59 - Nord
ትካል\ካ\ኪ ምምሃዝ ወይ ምፍጣር
ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ትካል\ካ\ኪ ንምምሃዝ ወይ ንምፍጣር ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ፤፣
ብነጻ
ትኽኽል 1 année
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ሲንጋ ሊል