Fermer
Paramètres d'affichage
Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Thème clair
Thème sombre
Système.
Utilise les paramètres système.
GOUVERNEMENT
Menu
መዝገባ
መስመር
Fermer
መዝገባ
መስመር
ኩሎም ሓበሬታት
ህዝባዊ ምልክታት
ትርጉም
ብዛዕባና ተዛረቡ
ጥርኑፍ ሓበሬታ
ንኣሽቱ ፣ ፋምፍሌት
ን ፕረስ ንዜና ዝኸውን
ን ኣምባሳደራት
ናይ ዩክሬን
እዚ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣፕሌኬሽን ኣብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣
ኣብ ጋዜጣና ተመዝገቡ
30 ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
Département
ኩሉ
መርከቢ ቦታ
ኣርእስታት
Mobilité
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኩሉ
0
ሓባሪ-ቃል
ሚስዮን ሎካል፣ መንነት ካርድ ወይ ታሴራ
በብዕድመ ዝተኸፋፈለ
ትሕቲ 18 ዓመት
ኣብ መንጎ 18 ን 25 ን
ካብ 25 ዕድመ ን ላዕሊ
ደረጃ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ
ንፈለምቲ A1/A2
ንማእከላይ ደረጃ B1/B2
ንዝማዕበለ ደረጃ C1/C2
ፋይል ናይ ትርጉም
ኩሉ መጻረዪ ይደምሰስ
ኩሉ (30)
ትሩባት ፋይላት (21)
ናይ ምሕዳር ፋይላት (9)
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቅድም ዝነበረ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
9
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
9
መሐበሪ
ምቅያር ምምርሒ ፍቃድ ምዝዋር መኪና
ብቅዓት = ክእለት
መሐበሪ
ምርካብ ሓገዝ ብ Pôle emploi ዝኽፈል መምርሒ መኪና ፍቃድ ምርካብ
ብቅዓት = ክእለት
ምፍራም ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ
ቤት ጽሕፈታት
ብቅዓት = ክእለት
ምሕታት ፍቓድ መዘወሪ መኪና ንምህላው መስርሕ
ብቅዓት = ክእለት
መኪና ምምዝጋብ
ብቅዓት = ክእለት
ንምዕዳግ መኪና
ብቅዓት = ክእለት
ን መኪናኹም ውሕስነት ንምእታው
ብቅዓት = ክእለት
ምሕላፍ ፈተና ምዝዋር መኪና ምልምማድን ብነጻ ምዝዋር
ብቅዓት = ክእለት
ምሕላፍ ፣ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ምስ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና
ብቅዓት = ክእለት
ድሉዋት ፋይላት
21
ድሉዋት ፋይላት
21
2 départements
ኣብ እትገብርዎ ምንቅስቃስኩም ተዓጀብቲ ኩኑ
በዚ ድማ ዝተፈላለዩ ቆጸራታት ከም ንናብ ሕክምናዊ ፣ ምምሕዳራዊ ቆጸራታኩም ፣ ከምእውን ን ዕዳጋ ምኻድ ትርፊ ግዜ ምዝናይ ወዘተ ምስ እትደልዩ ሓገዝ ካብ ምሕታት ይከኣልዩ
0.3€ በእእዋኑ
ብቅዓት = ክእለት
ቤት ጽሕፈታት
ምስ CIF-SP Solidaires entre les âges
57 - Moselle
ኮድ ጽርግያ ናይ ምዝዋር መኪና ኣብ ፈረንሳ ተማሃሩ
ኮድ ቃላት ጽርግያን ንምምሕያሽ ስልጠና ምርካብ ምእንቲ ክንክእል።
ብነጻ
ኣብ መንጎ 3 ን 6 ዘሎ ወርሒ
ብቅዓት = ክእለት
ፈረንሳይ
ምስ INTEGRACODE
13 - Bouches-du-Rhône
ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ኣብ ከተማ ማርሴ Marseille ፈረንሳ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ ዝግበር ስልጠና ቋንቋን ዓውደ መጽናዕትታትን
ብነጻ
ፈረንሳይ
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምስ Des mots d'ancrage
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ
ውልቃዊ መደብ ንምትግባር ፣ ገንዘባዊ ሓገዝ ንምርካብ
ሓደ ምወላ ምርካብ፣ ውልቃዊ ሓንቲ ትካል ንምፍጣር ፣ ወይ ማኪና ንምዕዳግ ፣ ኮውይ መምርሒ ፍቃድ ንምርካብ ኮነ ወዘተ ክኸውን ይኽል
ዝለኦኣለ 6 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ለ`ኤዲ l'Adie
71 - Saône-et-Loire
ምርካብ ብፍቓድካ ተዓጂብካ ምኻድ
ንምርባሕ ንመምሃሪ ኮድ ጽርግያን ምዝዋርን ዝሕግዝ መድረኽ
ብቅዓት = ክእለት
ምስ Avenir Mobil
71 - Saône-et-Loire
ምርካብ ምፍትሒ ኣብ መጓዓዝያ
ምእንቲ ኣብቲ ከባቢ ንምንቅስቓስ ብሕታዊ ደገፍ
ብቅዓት = ክእለት
ምስ C'mobil, la plateforme mobilité
8 départements
ምምሃር ንኮድ ናይ ምዝዋር መኪና ፈረንሳ
ንፈተና ኮድ ጽርግያ ንምድላው ን100 ሰዓታት ዝወሰደ ጽዑቕ ስልጠና ፈረንሳ ውሰዱ
ብነጻ
ትኽኽል 4 ስሰሙን
ፈረንሳይ
ብቅዓት = ክእለት
ህጹጽ ኩነታት መነባብሮን ሰብኣውነትን ንምርካብ።
39 - Jura
ንመምርሒ ፍቓድ መኪና ንኮድ ጽርግያ ኣብ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምእንቲ ትምህርቲ ፈረንሳ ቓላት ናይ ጽርግያ ኮድ ንምርዳእን ነቲ ኮድ ምስ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ንምሕላፍን ክትክእሉ ዝዓለም መደብ
ብነጻ
ዝተሓተ 3 ወርሒ
ፈረንሳይ
ብቅዓት = ክእለት
ምስ L.P. Formation - Formacoop
38 - Isère
ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪና ኮድ ተመሃሩ
እዚ ናይ ክልተ ሚእቲ "200" ሰዓት ስልጠና ሕጊ ምምራሕ መኪና እንዳተመሃርኩም ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳይኩም ንኸተመሓየሹ ኣዝዩ ይጠቕመኩምን ይሕግዘኩምን እዩ።
ብነጻ
ትኽኽል 200 ሰዓት
ብቅዓት = ክእለት
ዊ ሙቭ " Wimoov " ምስ ዝበሃል ማሕበር።
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ
መምርሒ ፍቃድ መኺና ምውጻእ ገንዘብ ምልቃሕ
መምርሒ ፍቃድ መኪና ንምውጻእ ገንዘብ ልቃሕ ምርካብ ብዘይ ወልሓንቲ ወለድ፣ ብኸመይ ከም ዝከኣል ዝሕብር ሰነድ እዩ
ብቅዓት = ክእለት
ቤት ጽሕፈታት
ምስ Permis à 1€ par jour
39 - Jura
ናይ ምዝዋር መኪና ትምህርቲ ንምውሳድ ንሕግዝ
ናይ ምዝዋር መኪና ቀጥዒ ዝሕለፍ ገተና፣ ንምድላውን ብኸመይ ከም እትዝውር ኣስተምህሮ ንምሃብን ዝዓለም እዩ።
ብነጻ
ኣብ መንጎ 6 ን 12 ዘሎ ወርሒ
ብቅዓት = ክእለት
ፕሮጀክት ሞቢሊቴ ኣልፎን mobilité allophone
89 - Yonne
ናይ መጓዓዝየ ጸገም ፣ መፍትሒ ንምርካብ
ማሕበር ሞቢልኢኮ ስማዊ ዋ ዋጋ መጓዓዝያታት ን ን ዝጽግሞም ንምሕጋዝ የቕርብ።
ኣብ መንጎ 6 ን 12 ዘሎ ወርሒ
ብቅዓት = ክእለት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ምስ Mobil'eco
13 - Bouches-du-Rhône
ስራሕ ዝኸውን ናይ መኪና ምዝዋር ፍቓድ ንምርካብ ንምሕላፍ
ትምህርቲ ፈረንሳን፣ውልቃዊ ደገፍን ብምግባር ፣ ናይ ምምራሕ ፍቓድ ብምርካብ ናብ ዓለም ስራሕ ንምስታፍ ዝዓለም እዩ
ኣብ መንጎ 6 ን 12 ዘሎ ወርሒ
ብቅዓት = ክእለት
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስ l'Auto-école sociale MADE ECIM ትምህርቲ ምዝዋር መኪና
41 - Loir-et-Cher
ናይ ምዝዋር መኪና ንኮድ ናይ መገዲ ፈረንሳ ተማሃሩ
ትምህርቲ ፈረንሳ ስነ-ቓላት ናይ መገዲ ኮድ ንምርዳእን ፍቓድ ምዝዋር መኪና ምስ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ንምሕላፍን
ብነጻ
ኣብ መንጎ 2 ን 3 ዘሎ ወርሒ
ፈረንሳይ
ብቅዓት = ክእለት
CRIA41
2 départements
ናይ መጓዓዝያ ደገፍ ምርካብ
ን ሰባት ኣብ መጓዓዝያ ሽግሮም ንምቕላል ዝሰርሕ መደብ
ብነጻ
ዝለኦኣለ 6 ወርሒ
ብቅዓት = ክእለት
ዊ ሙቭ Wimoov
ተወሳኺ ርእይቶ