Fermer
Paramètres d'affichage
Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Thème clair
Thème sombre
Système.
Utilise les paramètres système.
GOUVERNEMENT
Menu
መዝገባ
መስመር
Fermer
መዝገባ
መስመር
ኩሎም ሓበሬታት
ህዝባዊ ምልክታት
ትርጉም
ብዛዕባና ተዛረቡ
ጥርኑፍ ሓበሬታ
ንኣሽቱ ፣ ፋምፍሌት
ን ፕረስ ንዜና ዝኸውን
ን ኣምባሳደራት
ናይ ዩክሬን
እዚ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣፕሌኬሽን ኣብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣
ኣብ ጋዜጣና ተመዝገቡ
107 ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
Département
ኩሉ
መርከቢ ቦታ
ኣርእስታት
Insertion pro
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኩሉ
0
ሓባሪ-ቃል
ሚስዮን ሎካል፣ መንነት ካርድ ወይ ታሴራ
በብዕድመ ዝተኸፋፈለ
ትሕቲ 18 ዓመት
ኣብ መንጎ 18 ን 25 ን
ካብ 25 ዕድመ ን ላዕሊ
ደረጃ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ
ንፈለምቲ A1/A2
ንማእከላይ ደረጃ B1/B2
ንዝማዕበለ ደረጃ C1/C2
ፋይል ናይ ትርጉም
ኩሉ መጻረዪ ይደምሰስ
ኩሉ (107)
ትሩባት ፋይላት (107)
ናይ ምሕዳር ፋይላት (0)
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቅድም ዝነበረ
ድሉዋት ፋይላት
107
ድሉዋት ፋይላት
107
4 départements
ንምዕዋት ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት
ምእንቲ ኣብ እዋን ቃለ መሕትት ስራሕ ንነብስኻ ንምርኣይ ዝሕግዘካ ኣገልግሎት ፈረንሳ ትራቫይል
ብነጻ
ትኽኽል 2 ስሰሙን
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስ Valoriser son image professionnelle
93 - Seine-Saint-Denis
ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ክሽነ ብምዃን ።
ን4 ወርሕን ፈረቓን ኣብ ምብሳል ልምምድ፣ ምስ ትምህርትን ደገፍን ፈረንሳ ክሰቡ
ብነጻ
ዳርጋ 5 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ምስ L'Ecole des Cuistots Migrateurs
8 départements
ምርካብ ደገፍ ድሕሪ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃርካ
ምእንቲ ጽዑቕ ኮርሳት ፈረንሳ፡ DELF ምሕላፍ፡ ስራሕ ንምርካብ ሓገዝ ምርካብ
ብነጻ
ኣብ መንጎ 3 ን 9 ዘሎ ወርሒ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ምስ Tous Mobilisés Tous Employables
13 - Bouches-du-Rhône
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ስራሕ ምድላይካ ደገፍ ምህላው
ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምህናጽ ብሕታዊ ደገፍ፣ ምእንቲ ክትረኽቡ ክትክእሉ
ብነጻ
ኣብ መንጎ 6 ን 8 ዘሎ ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስ Destination Emploi
86 - Vienne
ምኽሻን ኣብ ሓባራዊ ምግብና መግቢ ኣብ Poitiers
ምእንቲ ናይ መመገቢ ሞያታት ስልጠና (ስልጠና፣ ልምምድ ወዘተ) ክትረኽቡ
ትኽኽል 24 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ምስ Restaurant social - Relais Charbonnier
2 départements
ምስልጣን ወይ ምስራሕ ኣብ ጽላት ጽሬት
ጽሬትን ስራሕን ስልጠና ምርካብን ኣብ ፈረንሳ፣ ስልጠናን ኣብ ጽላት ጽሬት ስራሕ ምምሃርን ዝሕግዝ እዩ።
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምስ POEC - Abajad
57 - Moselle
ርእስኹም ንኽትክእሉ ምእንቲ ቋንቋ ፈረንሳ ተመሃሩ
ዝርርብ ዝቖጽሩ ዘለዉ ሞያታት፡ ኣገልግሎት ከተማ ብምፍላጥ ስራሕ ምርካብን
ብነጻ
ዳርጋ 5 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ምስ la Maison du FLE
38 - Isère
ምርካብ ስልጠና ኣብ ከተማ ግረኖብል
ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ንዓለም ስራሕ ምድላው፡ ኣብ መወዳእታ ስልጠና ምቑጻር ይከኣኣል
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምስ Pré-Formation Weavers pour personnes exilé.e.s
8 départements
ምምሃር፣ ነብስኹም ዘኽእለኩም ቋንቋ ፈረንሳ
ሞያዊ ስልተና ፈረንሳ ደረጃ A1 ወይ A2፣ ባህሊ፣ ምምሕዳራዊ፣ ናይኢንተርኔ ኣፍልጦ ክህልዎም
ብነጻ
ዝተሓተ 4 ወርሒ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስ Atellanes
75 - Paris
ንምርካብ ደገፍን ስልጠናን ስራሕን
ናይ ውልቂ ሞያኻ ምስ ክእለትካ ዝሰማማዕ መድደብ ንምህናጽ
40€ ኣብ ዓመት
ዳርጋ 12 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ምስ Dispositif de valorisation de vos compétences
5 départements
ስልጠና ን ስራሕ ምኽሻን መግቢ፣
ን 7 ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና
ብነጻ
ትኽኽል 34 ስሰሙን
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስ SAWA
75 - Paris
ምምሃር ንምሻጥ ዕምባባ ንምዃን ብቋንቋ ፈረንሳ
ስልጠና ናይ ፈረንሳ ስልጠና ንደቂ ኣንስትዮ ዕምባባ ሸያጢ ክኾና ዝደልያ
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስ FLEUrir l'avenir
8 départements
ምድላው ፣ ምስልጣንን ንስራሕ ኣብ ሆስፒታል ኣብ (ሞያ ጽሬትን ምስኡ ዝተሓሓዝ ነገራትን )
ከምኡ እውን ናይ 8 ሰሙን ንሞያዊ ፕሮጀክት ንምድላው ዝሕግዝ ስልጠና ንምርካብ ከምኡ ውን ኣብ ምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ዓቢ ዝላ ንምግባርን ትኽእሉ
ብነጻ
ትኽኽል 8 ስሰሙን
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ምስ La prépa métiers Habitat & Humanisme Urgence
57 - Moselle
ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ ንመንእሰያት ምህላው
ዝተፈላለየ ኮርስ ንደቂ 16-25 ዓመት፣ ናጻ ንኽኾኑ ዝሕግዝ መደብ እዩ
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ቤት ጽሕፈታት
ምስልጣን ሞያ
ምስ Mission Locale du Pays Messin
57 - Moselle
ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ንምግባር ምድላው ግበሩ
ምእንቲ ንሞያዊ ቃለ መሕትትኩም ንምድላው ብሕታዊ ምኽርን ነጻ ክዳውንትን ንምርካብ
ብነጻ
ትኽኽል 2 ሰዓት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ምስ Coup de Pouce vers l'emploi
ተወሳኺ ርእይቶ