Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Compétences clés - Jeunes 16-25 ans

CEFIL
ኣዳላዊCEFIL

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ዜጋታት ፈረንሳ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2
ፍሉያት ተሳተፍቲንኡሳት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 4 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 3 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ተማሂርኩም ናጻ ምዃን።

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 18 jours

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ካብ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ዝኸውን ናይ 4 ወርሒ ስልጠና ኮርስብፈረንሳ ዝሓሸ ርክብ ንኽገብሩ ፣ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ክኾኑ፣ ከምኡ’ውን ንሞያዊ ህይወት ንምድላው ።

እቲ ስልጠና ኣብ ፓሪስ ዝተዳለወ ኮይኑ፤

  • ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
  • ትምህርቲ ሒሳብ
  • ናይ ኮምፒተር ኮርሳት፣ .
  • ትምህርቲ ኣብ ምልላይ ቦታ-ግዜ (ውጥን፡ ዓውደ-ኣዋርሕ ወዘተ ምርዳእ)
  • ኣቀራርባ ዓለም ስራሕ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብ ቋንቋ ፈረንሳ (ብኣፋውን ብጽሑፍን) ብዝበለጸ ምዝርራብ
  • ንባብን ምጽሓፍን ትምህርቲ።

ብሳላ ሒሳብ፡ ምክትታል ቦታ-ግዜን ኮምፒዩቲንግን፡ ተግባራት መዓልታዊ ህይወት ዝቐለሉ እዮም፤

  • ፈለማ ወጻኢታት ምሕሳብን ባጀት ምምሕዳርን።
  • ከምኡውን ካርታ ተጠቂምካ ናብ ቆጸራ ዝወስድ ኣንፈት ድለ
  • ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም...
  • ብስልጠና ወይ ስራሕ ከመይ ጌርኩም ከም እትደልዩ ፍለጡ (እቶም ስጉምትታት፡ መዝገበ-ቓላትን ኣገደስቲ ሰነዳትን)
  • ገለ ሞያታት ርኸብ ግበሩ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ : 01 40 38 67 76 ወይ 07 80 90 19 20
  • ብኢመይል : armelle.petitclerc@cefil.org

    ንኣርሜል PETITCLERC (ኣተሓባባሪ) ንዝቕጽል ስልጠናታት ዝካየደሉ መዓልታትን ንምምዝጋብን ሕተቶ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
armelle-cefilarmelle-cefilኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
ju20ju20ተርጓሚ/ሚት
rama anzourama anzouተርጓሚ/ሚት