Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ TOURNESOL

Refugee Food
ኣዳላዊRefugee Food

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1, B2, C1, C2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 6 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝለኦኣለ 7 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ

ምስልጣን ን ኣብ ኣሰራርሓ (ባህላዊ መግቢ)

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 18 jours

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ስልጠና ብቑዕ 6 ወርሒ ናይ ክሽነ ተሓጋዚ ንምዃን ስራሕ ንምምሃር ምስ፤

  • ምስታፍ ፕሮፌሽናል ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
  • ናይምኽሻን ትምህርቲ
  • ናይ ትካላት ልምምድን ናይ ስራሕ ምድላይ ደገፍን ምግባር።
ስፍላጡ ዘገድስ
ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ብፍራንስ ትራቫይል ትኽፈልን ክሳብ ውዕል ስራሕ እትፍርም ደገፍ ትረክብን።

ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና ፡ ናይ ክሽነ ሓጋዚ ሞያዊ መዓርግ ክትረክብን ድሕሪኡ ኣብ ቤት መግቢ ክትሰርሕን ትኽእል ኢኻ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሳላ እዚ ስልጠናን ልምምድን ኣብ ትካላት ን6 ሰሙን ፡ ባህላዊ ኣብ ጽላትኣሰራርሓ መመገቢ ክትረክብን ስራሕ commis de cuisine ንምምሃር ትኽእሉ

ኣብዚ እዚ ዓውዲ እዚ ብዙሓት ናይ ስራሕ ቦታታት ስለዘለዉ ክሳብ ውዕል ስራሕ ንምፍራም ይድገፍ።

ኣዝዩ ኣገዳሲ
ኣብ ኣሰራርሓ ባህላዊ መመገቢ፡ ሓደ ሓደ ግዜ ምሸትን ሰሙን ዕረፍቲን ክትሰሑን ትኽእል ኢኹም።

ኣብ መፈጸምታ ናይቲ ስልጠና ፡ ንሞያዊ መዓርግ ሓጋዚ ክሽነ ክትወስድ ኢኹም ።
ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዘለዎ ዝረኸበ ዲፕሎማ እዩ።

  • ኣብ ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ክእለትኩም ኣመሓይሽን ኣብ ምብሳል ዝጥቀሙሉ ቴክኒካዊ ቃላት ተማሃሩ።
  • ዓውደ መጽናዕትታት ቀጻሊ ክሸና መግቢ፣ ዲጂታላዊ ኣፍልጦ ፡ ፈረንሳዊ መግቢ።
ምፍላጥ ዘገድስ
ኣብ እዋን ስልጠና፡ ናይ ቋንቋ ብቕዓት ዲፕሎማ (DCL) ንምርካብ ፈተና ትወስድ።

ከመይ ንገብሮ?

ምጽሓፍ ኣይትረስዑ፤

  • ምሉእ ስምኩም
  • ቁጽሪ ተሌፎንኩን።

ምእንቲ ምዝገባ ንምሕታትን ዝቕጽል ስልጠና ዝካየደሉ መዓልታት ንምፍላጥንr ce formulaire.

ኣብ ላዕሊ ገጽ

7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
nenehnenehኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
taghridtaghridተርጓሚ/ሚት
domoddomodተርጓሚ/ሚት