Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ AGIR 10

AGIR AATM 10
ኣዳላዊAGIR AATM 10

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 24 ወርሒ

ኣበይ ?

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ኣብ l'Aube

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 mois

እንታዩ’ዩ ?

እቲ ብ AGIR ኣጂር ዝፍለጥ ማሕበር ኣብ ፈረንሳ ንዝርከቡ ስደተኛታት መንበሪን ስራሕን ዝሕግዝ መደብ እዩ ።

መአባቱ ኣጂር ኣብ ፈረንሳ ኣብ መስርሕ ውህደትካን ኣብ ኣገባባትካን ይሕግዘካ።

ንዝስዕቡ ክትድገፉ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም፣ ንዓኻን ንደቅኻን።
  • መንበሪ ዝኽዝውን ገዛ ንምርካብ
  • ፈረንሳ ንምምሃር ወይ ሞያ ንምምሃር ስልጠና ምርካብ
  • ስራሕ ወይ ልምምድ ምርካብ፣ ምስ Pôle emploiን ናይ ከባቢ ተልእኾታትን ተተሓሒዙ
  • ንጸገማት መዓልታዊ ህይወት (ምሕብሓብ ህጻናት፡ ጥዕና፡ ምንቅስቓስ) መፍትሒ ምርካብ።
ምፍላጥ ዘልድዮ ነገረ

ደገፍ ኣጂር እንተበዝሐ ን24 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ንዓኻ ዝቐርበሉ ውዕል ብምፍራም ወግዓዊ ይኸውን። ኣብ ነፍሲ ወከፍ 2 ወርሒ ኣኼባታት ኣለኩም፡ ኣብ እዋን ደገፍኩም ድማ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ይውደብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ዝተፈላላዩ ሕቶታት ሕቶታት ክትሓትትን ሓገዝ ክትሓትትን ትኽእል ኢኻ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ ሓገዝ መንበሪ ገዛ፡ ግብሪ፡ ፍቓድ ምዝዋር መኪና፡ ሕሳብ ባንክ፡ መንነት ወረቐት፡ መንበሪ ካርድ ወዘተ።

  • ምርካብ ኣብ ሞያዊ ዝንባለኻ ክትድገፍ
  • ከማኡውን ሞያዊ ፕሮጀክትካ ሃኒጽካ ስራሕ ወይ ስልጠና ረኸብ፣ ምስ Pôle emploiን ናይ ከባቢ ተልእኾታትን (France Travail) ብምትሕብባር
  • ብቋንቋ ፈረንሳ ክትስጉም ኣብ ማእከል ስልጠና ወይ ማሕበር ረኺብካ ተመዝገብ
  • ርኽበት ናይ ስራሕን ሞያዊ ውህደትን ደገፍ መሓውራት: Pôle emploi, local missions, AFPA, GRETA, ወዘተ.ምርካብ
  • መንበሪ ገዛ ኣብ ምርካብ ሓገዝ ውሰድ
  • ድሕሪ መንበሪ ምርካብ ኣብ ምትካልን ኣገባባትን ሓገዝ
  • ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ናጻ ክትከውን ደገፍ።

ከመይ ንገብሮ?

ካብዚ መደብ ክትጥቀሙ ዝኸስብዎም

  • ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክኸውን (ዓቢ ወይ ንእሽቶ ልዕሊ 16 ዓመት ዝዕድሚኡ)
  • ክልተ ዓመት ዘይመልእ ኣህጉራዊ ሓለዋ ረኺቦም
  • ድሕሪ ምፍራሙ CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን)
  • ኣብ ኣውቤ ይነብሩን ኣብኡ ይነብሩን (ቀዋሚ ኣድራሻ ኣለዎም)።

ምፍላጡ ዝገድስ
ኣብ ስድራቤትካ ዘለዉ ሰባት (መጻምድትኻ፡ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፡ ወለዲ)፡ ዋላ ስደተኛታት እንተዘይኮኑ፡ ምሳኻ ካብቲ መደብ ክጥቀሙ ይኽእሉ።

ምእንቲ ካብ መደብ ኣጂር ንኽትጥቀም ዘድሊ ቅድመ ኩነት እንተ ኣማሊእካ (1ይ ክፋል ርአ) ብቐጥታ ብኦፊኣይ ክትውከስ ትኽእል ኢኻ ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
agiraubeagiraubeኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
mohamed sayed shokrimohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት