ምህናጽ ውልቃውን ሞያውን ንምግባር ደገፍ ምርካብ
ምስ ምስ Mission Locale du Territoire de Belfort
ኣዳላዊ Mission Locale du Territoire de Belfort ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуን ኣብ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕመ መንእሰያት ውልቃውን ሞያውን ፕሮጀክቶም ንምህናጽ ብሕታዊ ደገፍ ፤ምሃብ
- መዓልታዊ ህይወት፡ ምዝዋር (መጓዓዝያ ወዘተ)፡ መንበሪ ምርካብ፡ ጥዕናኻ ምሕብሓብ፡ ኣብ ንጥፈታት ምስታፍ ወዘተ።
- መሰላት ምርካብ፡ መሰላትካን ግዴታታትካን ምርዳእን ምፍላጥን፡ ዜጋ ምዃን...ከምኡውን
- ሞያዊ: ስራሕ ረኸብ፣ ናይ ስራሕ ልምምድ፣ ስልጠና...ምርካብ ይሕግዝ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ምምሕዳር
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
missionlocale90ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
mohamed sayedተርጓሚ/ሚት
mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
madeleine cተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት