Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ AGIR 69

Forum réfugiés
ኣዳላዊForum réfugiés

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 24 ወርሒ

ኣበይ ?

ምድላይ ስራሕን ገዛን ኣብ Rhône ሮን

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 mois

እንታዩ’ዩ ?

AGIR ኣጂር ኣብ ፈረንሳ ንዝርከቡ ስደተኛታት መንበሪን ስራሕን ዝሕግዝን ዘሰኒን መደብ እዩ ።

ፕሮግራም ኣጂር ኣብ ፈረንሳ ኣብ መስርሕ ውህደትካን ኣብ ኣገባባትካን ይሕግዘካ።

ንዝስዕቡ ክትድገፉ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም፣ ንዓኹም ን ደቅኹምን ንደቅኻን።
  • መንበሪ ንምርካብ
  • ፈረንሳ ንምምሃር ወይ ሞያ ንምምሃር ስልጠና ምርካብ
  • ስራሕ ወይ ልምምድ ምርካብ፣ ምስ Pôle emploiን ናይ ከባቢ ተልእኾታትን ተተሓሒዙ
  • ንጸገማት መዓልታዊ ህይወት (ምሕብሓብ ህጻናት፡ ጥዕና፡ ምንቅስቓስ መጓዓዝያ ) መፍትሒ ምርካብ።
ደገፍ AGIR ኣጂር እንተበዝሐ ን24 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ንዓኻ ዝቐርበሉ ውዕል ብምፍራም ወግዓዊ ይኸውን። ኣብ ነፍሲ ወከፍ 2 ወርሒ ኣኼባታት ኣለኩም፡ ኣብ እዋን ደገፍኩም ድማ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ይውደብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሕቶታት ክትሓትትን ሓገዝ ክትሓትትን ትኽእል ኢኻ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ ሓገዝ መንበሪ ገዛ፡ ግብሪ፡ ፍቓድ ምዝዋር መኪና፡ ሕሳብ ባንክ፡ መንነት ወረቐት፡ መንበሪ ካርድ ወዘተ ክኸውን ይኽእል ።

  • ሞያዊ ዝንባለኹም ንምርካብ ንኽትሕገዙ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትካ ሃኒጽካ ስራሕ ወይ ስልጠና ረኸብ፣ ምስ Pôle emploiን ናይ ከባቢ ተልእኾታትን (France Travail) ብምትሕብባር
  • ምእንቲ ብቋንቋ ፈረንሳ ክትስጉም ኣብ ማእከል ስልጠና ወይ ማሕበር ረኺብካ ተመዝገቡ
  • ወይ ርኽበት ናይ ስራሕን ሞያዊ ውህደትን ደገፍ መሓውራት: Pôle emploi, local missions, AFPA, GRETA, ወዘተ.
  • መንበሪ ገዛ ኣብ ምርካብ ሓገዝ ምርካብ
  • ድሕሪ መንበሪ ምርካብ ኣብ ምትካልን ኣገባባትን ሓገዝ ከምእእውን
  • ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ናጻ ክትከውን ደገፍ ንምርካብ ክሰብሉ።

ከመይ ንገብሮ?

ካብዚ መደብ ክትከስቡ እንተኾኡኤይንኩም ግድን፤

  • ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክኸውን (ዓቢ ወይ ንእሽቶ ልዕሊ 16 ዓመት ዝዕድሚኡ)
  • ክልተ ዓመት ዘይመልእ ኣህጉራዊ ሓለዋ ረኺቦም
  • ድሕሪ ምፍራሙ CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን)
  • ኣብ ሮን ይነብሩን ኣብኡ ይነብሩን (ዝተወሰነ ኣድራሻ ኣለዎም)።
ኣብ ስድራቤትካ ዘለዉ ሰባት (መጻምድትኻ፡ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፡ ወለዲ)፡ ዋላ ስደተኛታት እንተዘይኮኑ፡ ምሳኻ ካብቲ መደብ ክጥቀሙ ይኽእሉ እዮም ።

ካብ መደብ ኣጂር AGIR ንኽትጥቀም ዘድሊ ቅድመ ኩነት እንተ ኣማሊእካ (1ይ ክፋል ርአ) ብቐጥታar l'OFII. ብኦፊኣይ ክትውከስ ትኽእል ኢኻ ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
forum réfugiésforum réfugiésኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
mohamed sayed shokrimohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
abdollahbayanishirdaghi@gmail.comabdollahbayanishirdaghi@gmail.comተርጓሚ/ሚት
réfugiéréfugiéተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
gracegraceተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት