ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ
ምስ ምስ La permanence emploi / formation

ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ

ምስ 
ምስ La permanence emploi / formation

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ2 janv. 2023

እንታይ ኢዩ?

ቤትጽሕፈትና permanence emploi / formation ነቶም ኣብ ሞያዊ ውህደትኦም ክዕጀቡ ንዝደልዩ ስደተኛታት ዘአንግደሉ ቦታ እዩ።

ብመሰረት ድሌታትን ፕሮጀክት ናይቲ ዝስነይ ሰብን፣ ውጥን ስራሕ፣ ድሕሪ ናይ መጀመርታ ቃለ መሕትት ምስ ኣማኻሪ ኣብ ሞያዊ ውህደት ምፍጻምን፣

6 ኣዋርሕ ናይ ውልቀ-ደገፍን ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትን ኣገልግሎት ይቐርብ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 6 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 6 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ዕላማኻ ንምብጻሕ ብሕታዊ ጉዕዞ

ብሳላ ማሕበረ-ሞያዊ መርመራ፡ ሞያዊ ኣማኻሪ ውህደት ኣብ ህንጸት ሞያዊ ፕሮጀክትኩም፣ ንዕኡ ንምዕዋት ኣብ ዝግበር ዝተፈላለዩ መድረኻት ክትስነዩ ኢኹም።

ን6 ወርሒ ዝጸንሕ ደገፍ

ን6 ኣዋርሕ፡ ናይ ስራሕ ልምምድ፡ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ። ብዛዕባ ሜላታት ምድላይ ስራሕ ንምፍላጥ ኣብ ዝካየዱ ዓውደ መጽናዕትታት ክትሳተፉን፣ ሲቪን ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ክትጽሕፉን፣ ንናይ ስራሕ ቃለ-መሕትት ክትዳለዉን ትኽእሉ ኢኹም።

ናይ ቋንቋ ፈረንሳን ስልጠናን ምርካብ...

ከከም ድሌትኩምን ናብ ቛንቛ ፈረንሳ (FLE)፡ ስልጠና፡ ስራሕ ወይ ውህደት ዝጠቕም ስልጠ ና ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ን ቆጸራ ዝወሃብ ቃለ-መሕትት

ናብዚ ዝስዕብ ኢመይል ክትሰዱ ኣለኩም ፡ ተመዝገቡ refugies.permanenceemploi@habitat-humanisme.org

ኣባላትና፣ ናይፈለማ ቃለ-መሕትት ንምውዳብ ክረኽበኩም እዮም።

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
10 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Habitat et Humanisme

Habitat et Humanisme