ናብ ስራሕ ንምእታው፣ ዘኽእል ሞያዊ ስልጠና ንምርካብ መታን ክትክእል
ምስ ስጉምቲ ንስደተኛታት
ናብ ስራሕ ንምእታው፣ ዘኽእል ሞያዊ ስልጠና ንምርካብ መታን ክትክእል
ምስ ስጉምቲ ንስደተኛታት
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 19 déc. 2022
እንታይ ኢዩ?
ንስደተኛታት ኣብ ማሕበራውን ሞያውን ውህደቶም ዝሕግዝ ስርዓት ማእከል ስራሕ ግራንድ ፔሪጉ።
ዝተፈላለየ ዓውድታት ህይወት ፤
- ቋንቋ ፈረንሳ፣ .
- ንመጓዓዝያ .
- ምምሕዳራዊ ደገፍ፣
- ምድላይመነበሪ ኣባይቲ
- ንጥዕና,
- ስልጠናን ስራሕን ወዘተ ...
ንመን ኢዩ ፧
ኣገዳሲ
ግዝኣት ዓባይ ፐሪጉውስ Grand Périgueux.
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ክሳብ 24 ኣዋርሕ ዝበጽሕ እዩ።
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
24 - Dordogne
ኣገዳሲ
ግዝኣት ዓባይ ፐሪጉውስ Grand Périgueux.
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ክሳብ 24 ኣዋርሕ ዝበጽሕ እዩ።
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
24 - Dordogne
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ናይ ተሓጋገዝቲ መርበብ ምስፋሕ
ምስ ኩሎም መሓውራት፡ ከምኡ’ውን ማሕበራት፡ ብሓባር ንሰርሕ፡ ከከም ባህሪ ናይቲ ጸገማት፡ ኩሉ ዘድልሊ ሓገዝ መታን ክረክብ።
ኣብ ምሕደራዊ ስርሓት ፣ ተሰናይነት ንምርካብ
- ኣብ ወግዓውነት (OFPRA ግብሪ, ባንክ ወዘተ) ኣሰራርሓ ሓገዝ
- ቆጸራታት (ፕረፈክቸር፡ ሓሕክምናን ወዘተ) ንምሓዝ ፣ብኣካል ምኻድን
- ምጥርናፍ ስድራቤት ዝግበር ፣ ምምሕዳራዊ ደገፍ ወዘተ
ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
- ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
- ምድላው ንፈተና (DELF)
ናይ ስራሕ ልምምድ ወይ ስራሕ ፣ ንምርካብ
ዝተፈላላዩ ስራሕ ኮን ናይ ስራሕ ስልተናናታ ንምርካብ ንምስናይ
ኣድላዪ እንተኾይኑ ስነ-ኣእምሮኣዊ ምክትታል ሓገዝን ንምርካብ
እንተደሊኹም ምስ ፍሉይ ናይ ስነ-ኣእምሮ ክኢላታት ክትራኸቡ ምእንቲ ሓገዝን ኣሰናይነትን ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሎ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
ናብ መደብ ስጉምቲ ስደተኛታት ንምጽንባር፡ ዘኻልተኩም ኩነታት
- ንዓቕመኣዳም ዝበጻሐ
- ዝተፈለጠ ወረቐት (ስደተኛታት፣ ንኡስ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ፣ ግዝያዊ ዑቕባ)
- ናብ ሞያዊ ውህደት ዝወስድ ደገፍ ንኽትረኽቡ ፍቓደኛታት ምስ እትኾኑ።
ነዚ ንምግባር፡ ምስ እትደልዩ ፡ ከምኡ’ውን ምስ: Mélanie Fredon፡ ኣተሓባባሪት ስጉምቲ ስደተኛታት ብቑጽሪ 07.87.24.44.54 ቆጸራ ምውሳድ ይከኣል
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ