ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ነገራት ንምስላጥ፣ ከነሰንየኩም ( ካብ ኮምፑጠር፣ ቴለፎን፣ ታብሌትም ስማርትፎን ) ሓገዝ ምርካብ
ምስ ምስ Unis-Cité ን la Maison Bleue ዝበሃሉ፣ ማሕበራት

ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ነገራት ንምስላጥ፣ ከነሰንየኩም ( ካብ ኮምፑጠር፣ ቴለፎን፣ ታብሌትም ስማርትፎን ) ሓገዝ ምርካብ

ምስ 
ምስ Unis-Cité ን la Maison Bleue ዝበሃሉ፣ ማሕበራት

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ1 mars 2023

እንታይ ኢዩ?

ብሓያሎ ቋንቋታት ዝካየድ ዓውደ መጽናዕትታት ንዝስዕቡ ዝሕግዙ፤

  • ሞባይል፡ ታብሌት፡ ኮምፒተር ብምጥቃም ኣብ ብ ኢንተርነት ፡ ኣፕሊኬሽናት ፡ብምውራድ ምርድዳእን ፡ ሰነዳት ምቕራብን ምስዳድ ወዘተ...ይከኣል እዩ
  • ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ተግባራትን መዓልታዊ ህይወትምስልሳል : -

- ስራሕ ምድላይ ኮነ ፡ CV ሲቪን፣ ናይ ተበግሶ ደብዳቤ ንስራሕ ምጽሓፍ ከምኡ ውን

ናይ መጓዓዝያ ካርድ ምሕታት፣ ናይ SNCF ኣካውንት ምፍጣር፣ ትኬት ምግዛእ

- ናይ ወጻኢ ሃገር ትምህርታዊ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ምሕታት ፣ ምዝገባ ፋይል ምምላእ

- ፈረንሳ ንምምሃር ኣፕሊኬሽናት ብምውራድ ፣ ንትርጉም ሓገዝቲ መርበባት ንምጥቃም

- ካብ መዝገብ ቤት ፍርዲ፣ ዶክሜንት፣ ንምሕታት ሕጋዊ ኣገልግሎት ንምጥላብ

- ናይ Doctolib ወብሳይት ሕክምናዊ ቆጸራ ንምሓዝ ፡ ናይ ኣሜሊ AMELI ኣገዳሲ ካርድ ናይ ሕክምና ምሕታት

- ሳጹን ፖስታ ኣድራሻ ምፍጣር፣ ኢመይላት ምልኣኽን ምቕባልን...ንምኽኣል

ምፍላጡ ዘገድስ!

እዞም ዓውደ መጽናዕቲ ፣ ንኹሉ ክፉታት ኮይኖም፡ ኩሉ ግዜ ሓሙስ ካብ 2 መጋቢት ክሳብ 8 ሰነ ለካቲት 2023፡ ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 17 ይካየድ።

ክፍለጥ ዘለዎ!

እቶም ስልጠናታት ኣብ ነፍስወከፍ ሓሙስ ካብ 1 6 መጋቢት ክሳብ 6 ሚያዝያ ከምኡን ውን ካብ 20 ሚያዝያ ክሳብ ግንቦት 2023 ፣ ካብ ሰዓታት ክፉታት እዮም

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

ኣብ ሰሙን ን3 ሰዓታት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

35 - Ille-et-Vilaine

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ግዜ

ኣብ ሰሙን ን3 ሰዓታት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

35 - Ille-et-Vilaine

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ኢንተርነት ፣ ምልከት ብምጥራይ ነብስኹም ከኣሉ

ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ንምፍጻምን ህይወትኩም፣ ብናጽነት ንምውዳብን ኮምፒተርን ሞባይልን ጽቡቕ ምጥቃም ፍልጠትኩም ኣካዕብቱ ።

ብ እትመልክዎ ቋንቋ መብርሂታት ን ኽትረኽቡን

ኣቐዲምኩም ነቶም ኣዳለውቲ እንተሓቢርካዮም፡ ብቋንቋኹም ዝዛረብ ተርጓሚ (ከከም ተኽእሎኡ ) እንተተረኺቢ ክትሕገዙ ይከኣል እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ብቐጥታ ናብቲ መርበብ ሓበሬታ ብምምጻእ ርኸቡና

ኢመይል ኣድራሻ፡ Coopr.rennes35@gmail.com

ቁጽሪ ተሌፎን፡ 02 99 33 75 25

ኣድራሻ፡ : 123 Boulevard de Verdun Rennes 35000

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
4 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Unis-Cité
Unis-Cité

Partenaires

Maison Bleue
Maison Bleue

Responsable

Unis-Cité

Unis-Cité

Partenaires

Maison Bleue

Maison Bleue