ኣብ ፓንቲን ትምህርቲ ፈረንሳ ንምስታፍ
ምስ ሞያዊ ስልጠና ቋንቋ ንምቕሳም

ኣብ ፓንቲን ትምህርቲ ፈረንሳ ንምስታፍ

ምስ 
ሞያዊ ስልጠና ቋንቋ ንምቕሳም

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ10 nov. 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ብቕዓት ከተመሓይሽን ኣብ ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምስታፍን የኽእል ።

ኣብቲ መደብ :

  • 135 ሰዓታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ (ኣብ ሰሙን 8 ሰዓታት) ኣብ ፓንቲን። ደረጃታት፡ A1.1, A1, A2, B1.
  • ውልቃዊ ቃለ መሕትት ምስ ሞያውያን ኣማኸርቲ (ካብ 2 ክሳብ 6 ሰዓታት)፣
  • ናይ ስራሕ ዓውደ መጽናዕቲ (24h)
  • ዑደት ኩባንያታት (6ሰዓት)
  • ናይ ኮምፒተር ኮርሳት (50h)...

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

93 - Seine-Saint-Denis

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

93 - Seine-Saint-Denis

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ኣመሓይሽ

  • መሰረታዊ ናይ ምጽሓፍን ምንባብን ክእለት ምምዕባል (ኣብ ደረጃታት A1.1, A1, A2 ወይ B1)
  • ንፈተናታት DELF ምድላው ይከኣል

ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዝግበር ደገፍ

  • ኣብ መሳርሕታትን ሜላታትን ምድላይ ስራሕ ዘለካ ምልከት ኣማዕብል
  • ርእሰ ተኣማንነትን ክእለትን (ርክብ፣ ፈጠራ ወዘተ) ምምዕባል

ዲጂታል ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀም የፍልጥ

ንኣሰራርሓ ኮምፒተርን ቴሌፎንን ምልከት።

ባህላዊ ንጥፈታትን ምውጻእን

  • ስነ-ጥበባውን ብኢድ ዝግበር ንጥፈታት፡ ከከም ደረጃ ቋንቋ ትያትር፡ ሲነማ ድራማ፣ ወይ ስርሓት ዕንጸይቲ ካልእን ፣ ከከም ኣፍልጦ ቋንቋ
  • ከምኡ’ውን ባህላዊ ምውጻእ፡ ሲነማ፡ ቤተ መዘክር፡ ትያትር ባህላዊ ንጥፈታት ...

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ናብ claire.toutlemonde@habitat-cite.org ኢመይል ልኣኹ

ክሌር ቶውትለሞንደ ኣተሓባባሪት ስልጠና እያ። ኣብ ዝርዝር ኮርሳት (ካብ ለካቲት 2023 ክሳብ ሰነ 2023) ከተመዝግበኩም ክትክእል እያ።

ኣብ ኢመይልካ ኣመልክት፤

  • ቀዳማይን መወዳእታን ስምካ
  • ቁጽሪ ተሌፎንካን ኣድራሻኻን።
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
9 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
9እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Habitat-Cité

Habitat-Cité