ኣብ ስትራስበርግ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ውሰድ
ምስ Le Quai 67 ፣ ለ ከይ
ኣብ ስትራስበርግ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ውሰድ
ምስ Le Quai 67 ፣ ለ ከይ
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 19 janv. 2023
እንታይ ኢዩ?
ን ጀመርቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ (A1 and A2)።
ናይ መደብ ሰዓታት :
- ሰኑይ፣ ሰሉስን ሓሙስን ንግሆን ምሸትን (ከከም ደረጃኹም )
- ካብ ግንቦት ክሳብ ሓምለ 2023
- ምዝገባ ኣብ ሚያዝያ
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ግንቦት-ሓምለ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
15€ ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
67 - Bas-Rhin
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ግንቦት-ሓምለ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
15€ ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
67 - Bas-Rhin
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ክትከውን ፈረንሳ ተማሃር
እቶም ትምህርትታት ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእን ንምንባብን ንምዝራብን ክሕግዙኻ እዮም።
ስራሕ ምድላይ፡ ምምሕዳራዊ ሰነዳት ምምላእ፡ ምዕዳግ... ዝቐለለ ክኸውን እዩ።
ምስ ሓደስቲ ሰባት ተራኸቡ።
ትምህርቲ ኣብ ካፌ እዩ ዝካየድ፣ ምስ ሓደስቲ ሰባት ክትላለን ክትዕልልን ጽቡቕ ዕድል እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ኣብ ቦታ ምዝገባ ኣድራሻ ርኸቡ
ብዛዕባ እቲ መደብ ፣ በዚ ተኸታተሉና ናብ Quai 67 café: ኣድራሻና
14 boulevard de Nancy, Strasbourg ኪዱ።
ብዝሒ ቦታታት ውሱን እዩ እሞ ቀልጢፍኩም ተመዝገቡ ።
ጽቡቕ ምፍላጥ !
: ኣብ እዋን በዓላት ናይቲ እንዳ ሻሂ ዝኽፈት ሰዓታት ኣብ la page Facebook du Quai 67 ክትከታተሉ ድሕር ኣይትበሉ።
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ