ናይ ንግዲ ሓሳብ ንምምዕባል ደገፍ ርኸብ
ምስ le ፕሮግራም ዩፒ ኮሌክቲቭ

ናይ ንግዲ ሓሳብ ንምምዕባል ደገፍ ርኸብ

ምስ 
le ፕሮግራም ዩፒ ኮሌክቲቭ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ29 sept. 2022

እንታይ ኢዩ?

UP Collective ንሓደስቲ ናብ ፈረንሳ ዝመጹ ቢዝነስ ፕሮጀክት ዘለዎም መደብ እዩ።

ኩሉ ግዜ ቀዳም ን 2 ወርሒ ፣ ኣብዚ ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም፤

- ሜላታት ኢንተርፕሪነርሺፕ ንምምሃር ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት

- ምስ ኣሰልጣኒ ዝግበር ቆጸራታት

- ሓሳብካ ንምቕራብን ንምፍታንን ዝግበር ኣኼባታት

- ምስ ኢንኪቤተራትን ኩባንያታትን ኣብ ፓሪስ ዝግበር ርክባት።

ጽቡቕ ክትፈልጥ

: እቲ መደብ ብእንግሊዝኛ እዩ፣ ንኽትሳተፍ ብእንግሊዝኛ ደረጃ B2 ክህልወካ ኣለዎ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

መደብ ብእንግሊዝኛ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

2 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ኣገዳሲ

መደብ ብእንግሊዝኛ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

2 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ናይ ንግዲ ሓሳብካ ኣማዕብል

ሓሳብካ ሰሓቢ እንተኾይኑ ክትዕዘብ፡ ንኽዓቢ ድማ ክትሕገዝ ዕድል ኣለካ።

ምስ መራሕቲ ንግዲ ተራኸቡ።

በዚ መደብ ኣቢልካ ምስ ሰብ ሞያ ርክብ ብምግባር ተመኩሮን ምኽርን ከተካፍሉ ትኽእሉ ኢኹም።

ሓደስቲ ክእለታት ተማሃር

ምሕደራ፣ ምሕደራ ንግዲ፣ ዲዛይን...

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

መመልከቲ ስደዱ

3 ስጉምትታት ኣለዉ፤

1. ኣብዚ መሕተቲ ጽሑፍ ምልኣዮ

2. ድሕሪኡ እቲ ናይ መደብ ጉጅለ ርክብ ብምግባር ናይ ቴሌፎን ኣኼባ ከዳሉ እዩ።

3. ኣብ ቃለ መሕትት ምክፋል።

ጽቡቕ ክትፈልጥ !

ነዚ መሕተቲ ምምላስ ብኣውቶማቲክ ኣወንታዊ መልሲ ውሕስነት ኣይህብን እዩ። እቲ ምርጫ ብመሰረት ፕሮፋይልካን መደብካን እዩ ዝግበር። ድሕሪኡ ብዛዕባ ካልኦት ከገድሰካ ዝኽእል መደባት ኢመይል ክትቅበል ይከኣል እዩ።

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

PLACE
PLACE

Partenaires

Ben & jerry's
Ben & jerry's
TERN
TERN

Responsable

PLACE

PLACE

Partenaires

Ben & jerry's

Ben & jerry's

TERN

TERN