ሞያዊ ፕሮጀክትካ ሃኒጽካ ስራሕ ድለ
ምስ ዲምባሊ

ሞያዊ ፕሮጀክትካ ሃኒጽካ ስራሕ ድለ

ምስ 
ዲምባሊ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ23 sept. 2022

እንታይ ኢዩ?

ዲምባሊ ኣብ ዞባ ናንትስ ክሰፍሩ ንዝደልዩ ወጻእተኛታት ስራሕ ንምርካብ የሰንዮም።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ናይ ግዜ ገደብ የለን

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

44 - Loire-Atlantique

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ናይ ግዜ ገደብ የለን

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

44 - Loire-Atlantique

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ምልላይ ክእለት።

ሞያዊ ክእለትካ ከተለሊ ንሕግዘካ።

ትኽክለኛ ስራሕ ድለ

ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ንምርካብ ንኽሕግዘካ ስብእና፡ ድርኺታትን ስነ-መጐታዊ ምኽንያትን ንገምግም።

ህንጸት እቲ ሞያዊ ፕሮጀክት

ሞያዊ ፕሮጀክትካ ክትሃንጽን ምስ ፕሮፋይልካ ዝሰማማዕ ኣስራሕቲ ክትደሊን ንሕግዘካ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ብተሌፎን።

06 30 43 33 48 ብምድዋል (ወይ ድማ ኣብ ዋትስኣፕ መልእኽቲ ብምልኣኽ)

ብኢመይል

ናብ contact@dimbalisolutions.fr ኢመይል ብምልኣኽ

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Dimbali

Dimbali