ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ኤፒናል ኣግሎሜሬሽን
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
1€ ሓንሳብ
ኣበይ ?
ስፖርትን ንጥፈታትን ብናይ ምትሕግጋዝ ናህሪ ምጽዋት
እንታዩ’ዩ ?
ትኬት ብ1 ዩሮ ን፤
- መሐንበሲታት ኤፒናል ኣግሎሜሬሽን፣
- እቲ ኤፒናል ዝበሃል ናይ በረድ መዘናግዒ ቦታ፣
- ቤተ መጻሕፍቲ ኤፒናል ኢንተርኮሙናት ማልቲሚድያን ህዝባዊ መርበብ ንባቡን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ስፖርት ሓደስቲ ሰባት ክትላለዩን ጽቡቕ ግዜ ክትሕልፉን የኽእለኩም።
- ዲጂታላዊ መሳርሕታትን ጸጋታትን ክትረክብ ምኽኣል
- ንህጻናት ዝኸውን ነጻ ንጥፈታት (ግዜ ዛንታ...)
- ፕረስ ኣንቢብካ መጻሕፍቲ ተለቃሕ
ኣብ ቤተ-መጻሕፍቲ ዝቐርቡ ገለ ንጥፈታት ብጉጅለ ይፍጸሙ፣ እዚ ድማ ሓደስቲ ሰባት ክትላለ የኽእለካ።
ከመይ ንገብሮ?
ነዚ ናይ ምትሕግጋዝ ደረጃ ንምርካብ ብቐጥታ ናብ ናይ ሓባር ማሕበራዊ ስጉምቲ ማእከላት (CCAS) ወይ ናብቶም ዝምስጡኻ መሓውራት (መሐንበሲ፣ ቤተ መጻሕፍቲ ወዘተ) ክትከይድ ትኽእል ኢኻ።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
ኣብ ናይ ባህሊ ንጥፈታት ዘሳትፍ ምጉዳል ዋጋ ምርካብ፣
ብምዝንጋዕ ምምሃር
ምዝናጋዕ ናይ ቤተሰብ
ስፖርት ምግባር
ምምሃር ኣብ ነጻ ግዜኹም
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ