ንመዓልታዊ ናብራ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ።
ምስ Je De Mots ምስ ጀ ደ ሞ

ንመዓልታዊ ናብራ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ።

ምስ 
Je De Mots ምስ ጀ ደ ሞ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ5 sept. 2022

እንታይ ኢዩ?

ስልጠና ን ቋንቋ ንፈረንሳ ክመሃሩ ወይ ደረጃ ከማሓይሹ ንእትደልዩ ሰባት፣ ኣብ መዓልታዊ ህይወቶም ንኽረዳድኡሉ ዘኽእል እዩ።

ምፍላጡ ዝገድስ!

ትምህርቲ ካብ ሓሙስ ክሳብ ዓርቢ፡ ንግሆን ድሕሪ ቀትርን (ድሕሪ ፈተና ከከም ደረጃኹም) ይካየድ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ስደተኛታትን ሓደስቲ መጻእትን

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 3 ወርሒ (ዝወሓደ) ክሳብ 12 ወርሒ (= 1 ዓመት)

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ኣገዳሲ

ስደተኛታትን ሓደስቲ መጻእትን

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 3 ወርሒ (ዝወሓደ) ክሳብ 12 ወርሒ (= 1 ዓመት)

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ብፈረንሳ ምጽሓፍን ምዝራብን ተማሃሩ

ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ዝያዳ ናጻ ክትከውንን ኣብ ጻዕርኻ ክሕግዘን ናበይ ከም እትኸይድ ክትፈልጥን።

ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ዜግነታዊ ውህደት ምክፋል

  • ሕግታት ህይወት ፡ ኮዳት ፡ ልምድታት ህይወት ፈረንሳ ንምምሃርን ምንባርን።
  • ኣሰራርሓ ምምሕዳራት ፈረንሳ (ኣዳራሽ ከተማ፡ ግብሪ፡ ፕረፈክቸር፡ ቤት ትምህርቲ ወዘተ) ንምፍላጥን ንምርዳእን

ምስ ካልኦት ሰባት ተራኸቡ

ብተወሳኺ እዚ ዕድል እዚ ምስ ካልኦት ሰባት ክትላለዩ፡ ዝተፈላለየ ላህጃታት ክትሰምዑ ፡ ነንሕድሕድኩም ክትተሓጋገዙ እትኽእሉ ...እዩ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ቅድመ ኩነት ናይ መዝገባ።

• ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝኾነን ኣብ ፈረንሳ ንዝነብሩን ወይ ድማ ትሕቲ 5 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ዝረኸበን ክኸውን ይግባእ

• ምስ ዕላማታት ናይቲ ስልጠና ዝሰማማዕ ውልቃዊ ፕሮጀክት ዘለኩም

• ተበግሶ ምህላውን ኣብ መዓልታት ስልጠና ንኽህሉ ቃል ምእታውን ( እንተወሓደ 3 ወርሒ ) ።

መዝገባ

• ቅድመ ምዝገባ : እቲ ናይ Fiche de liaison ነዚ ቅጥዒ ምስ ሶሻል ኣሲስታንስ ፣ ብምዃን ክምላእ ኣለዎ። ምሉእ ስም ፣ ቴለፎን፡ ትመልእዎ እንተዘይክኢልኩም፣ ነዚ ምምላእ ምስ ዘይትኽእሉ ድማ ኢመይል ናብ fle.lille@groupe-sos.org ስደዱ

ንናይ ምምዳብ ፈተናን ንኣቀራርባ ኮርሳት ዝኸውን ቃለ መሕትትን ቆጸራ ምሓዝ።

• እማመድሕሪ ምቕባልኩም ዝቐረበ መደብን ምጅማር ኮርስን

ኣድላዪ እንተኾይኑ ርኸቡና።

ንማሪ ዱሞንት Marie DUMONT, ኣተሓባባሪት ፕሮጀክት ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም፤

• ስልኪ ፡ 06.07.66.38.44

• ኢመይል ፡ fle.lille@groupe-sos.org ዝብል ጽሑፍ ኣሎ

ኣድራሻ፡ ዘ ማኑፋክቸር፡ 3 rue du Docteur Huart 59260 HELLEMMES-LILLE

ሓቢርካ ምስራሕ

ምስ ማሕበራዊ መወከሲኻ (እንተሃልዩካ) ንዛረብ፡ ምዕባለኻ ንምርኣይ ወይ ድሌታትካ/ጸገማትካ ንምግላጽ እንተተጸጊምካ ንኽንፈልጥ።

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Groupe SOS Solidarités
Groupe SOS Solidarités

Partenaires

Fédération des Acteurs de la Solidarité

Responsable

Groupe SOS Solidarités

Groupe SOS Solidarités

Partenaires

Fédération des Acteurs de la Solidarité