ንስራሕ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር
ምስ Je De Mots-SOS Solidarités Lille ምስ ዝበሃል ማሕበር

ንስራሕ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር

ምስ 
Je De Mots-SOS Solidarités Lille ምስ ዝበሃል ማሕበር

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ5 sept. 2022

እንታይ ኢዩ?

ደረጃ ቋንቋኦም ከማሓይሹ ንዝደልዩ ሰባት ስልጠና ምሃብ ፣ ኣብ ሞያዊ ሃዋህው ንኽረዳድኡ ምእንቲ።

ብዘይካ እዚ ትምህርቲ ቋንቋ ፡ ኣብ ሞያዊ ውህደትኩም ደገፍ ንህብ።

ምፍላጡ ዘገድስ!

ትምህርቲ ካብ ሰሉስ ክሳብ ረቡዕ፡ ንግሆን ድሕሪ ቀትርን (ድሕሪ ፈተና ከከም ደረጃኻ) ይካየድ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ስደተኛታትን ሓደስቲ መጻእትን

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 3 ወርሒ (ዝወሓደ) ክሳብ 12 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ኣገዳሲ

ስደተኛታትን ሓደስቲ መጻእትን

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 3 ወርሒ (ዝወሓደ) ክሳብ 12 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

59 - Nord

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ፈረንሳ ምስ ስራሕ ተተሓሒዙ ምምሃር

ኣብ ስራሕካ ናጻ ንምዃን ናይ ኣፋውን ጽሑፋውን ቋንቋ ክእለት ከተማዕብሉ ን እተደልዩ ።

ሞያዊ ስነ-ቓላት ተማሃር

ብስልጠና ኣቢልካ ሞያዊ ስነ-ቓላት ክትመሃር ትኽእል ኢኻ።

ኣብ ስራሕ ከይዲ ቋንቋ ከም ዝርዳኣካ `ምግባር

ኣብ ስራሕ ብቐሊሉ ክትረዳዳእ ክትክእል ኢኻ: ንነብስኻ ብመሳርሕትኻ፡ ብሓላፊኻ ከም እትርዳእ ምግባር።

ሞያዊ ውህደቶም ምምችቻእ ንክጥዕመኩም

ኣብ ሞያዊ ሞያኻ ርእሰ-ምሕደራ ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ ክትስነዩ ኢኹም።

ኣብ ምድላይ ስራሕ ወይ ሞያዊ ስልጠና ዝያዳ ርእሰ-ምሕደራ ይሃል ንኽህልወኩም

ከመይ ጌርኩም CVሲቪ ትጽሕፍ፡ ናይ ስራሕ ተበግሶ ደብዳበ...ንምጽሓፍ ትኽእሉ ምስናይ

ብሽርክነት ምስራሕ

ሞያዊ መወከሲኻ ምዕባለኻ ንምርኣይ ዝሕግዘካ እንተሃልዩካ ወይ ድሌታትካ/ጸገማትካ ክትፈልጥ እንተሃልዩካ ክትገልጾ ጸገም እንተሃልዩካ ንገብሮ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ቅድመ ኩነት d'inscription መዝገባ

  • ስደተኛ ይኹን ፣ ካልእ ዓይነት ናይ ዑቕባ ወረቐት ዘለኩም ወይ ሓድሽ መጻኢ (= ትሕቲ 5 ዓመት ኣብ ፈረንሳ ምህላው)
  • ምስ ዕላማታት እቲ ስልጠና ዝሰማማዕ ናይ ምውህሃድ ፕሮጀክት ይሃልኻ
  • ብፈረንሳ ብሓጺርን ቀለልትን ሓረጋት ብኣፍን ብጽሑፍን ክትረዳዳእ ምኽኣል (ደረጃ A1 ናይ CEFR)
  • ኣብቲ ናይ ስልጠና መዓልታት ህልው ምዃንን ኣብቲ ናይ ስልጠና መዓልታት ክትህሉ ቃል ምእታውን (ብውሑዱ 3 ወርሒ)

ንምምዝጋብ

  • ቅድመ ምዝገባ : la fiche de liaison est à remplir : ብምጥዋቕ ተመዝገቡ። ምሉእ ስም ቴለፎን፡ ፖስታ። ምልእዎ ። እንተደኣ ምምልኡ ዘይክሊልኩም ኢመይል ስደዱ ፡ fle.lille@groupe-sos.org
  • ቆጸራ ንናይ ምምዳብ ፈተናን ንኣቀራርባ ኮርሳት ዝኸውን ቃለ መሕትትን ምውሳድ።
  • እማመና ድሕሪ ምቕባልኩም ዝቐረበ መደብን ምጅማር ኮርስን ።

ኣድላዪ እንተኾይኑ ርኸቡና።

ንማሪ ዱሞንት፡ Marie DUMONT, ኣተሓባባሪት ፕሮጀክት ጀ ደ ሞትስ ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ስልኪ ፡ 06.07.66.38.44
  • ኢመይል ፡ fle.lille@groupe-sos.org ዝብል ጽሑፍ ኣሎ

ኣድራሻ፡ ዘ ማኑፋክቸር፡ 3 rue du Docteur Huart 59260 HELLEMMES-LILLE

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Groupe SOS Solidarités
Groupe SOS Solidarités

Partenaires

Fondation Vinci
FAS-Fédération des Acteurs de la Solidarité

Responsable

Groupe SOS Solidarités

Groupe SOS Solidarités

Partenaires

Fondation Vinci

FAS-Fédération des Acteurs de la Solidarité