ኣብ መንጎ ዝተሰደዱ ሰባት ዝግበር ደገፍ
ምስ ማሕበር ኢታፐ
እንታይ ኢዩ?
ካብ ማሕበር ኢታፔ ብዝመፁ ናይ ስነ ልቦና ክኢላታት ዝምራሕ ናይ ስደት ሰባት ዝድግፍን ዓርሰ ሓገዝን ዝገብር ጉጅለ እዩ ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ማሕበር ኢታፐ ስነ-ኣእምሮኣዊ ምምኽኻር፡ ናይ ዘተ ጉጅለታት፡ ማሕበረ-ባህላውን ንቕሓት ዘዓቢ ንጥፈታትን ብምቕራብ፣ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ስደተኛታት ኣተኲሩ ይሰርሕ።
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሓደስቲ ሰባት ንምርኻብ
ኣብቲ ናይ ደገፍ ጉጅለታት ምስ ካልኦት ስደተኛታት ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብ መንጎ ዝተሰደዱ ሰባት ዝግበር ደገፍ
ጉጅለታት ደገፍ ኢታፐ፡ ኣብ ስደት ዝርከቡ ሰባት ኣብ ሓደ ብምእካብ ተመኩሮታቶም ንምዝታይ፡ ብሓባር ህሞታት ንምክፋልን ነንሕድሕዶም ንምድጋፍን ዝዓለሙ እዮም።
ናይ ኣእምሮ ጥዕናኻ ተጠንቀቕ
ድሕሪ ኣቀራርባ ኣሰራርሓ ናይቲ ጉጅለን ተሳተፍትን ኩሉ ሰብ ኣብ ዝተፈላለየ ኣርእስታት ክዘራረብ ነጻ እዩ።
ነጻን ንኹሉ ክፉትን እዩ።
እተን ጉጅለታት ብነጻ እየን፣ ንኹሉ ክፉታት እየን፣ ብዘይ ምዝገባ እየን።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
መልእኽቲ ስደዱልና!
እተን ጉጅለታት ብነጻ እየን፣ ንኹሉ ክፉታት እየን፣ ብዘይ ምዝገባ እየን። ኣብ ወርሒ ክልተ ዓርቢ ኣብ ማእከል ስደተኛታት (ካርታ ርአ) ይካየዱ፣ ካብ ሰዓት 19: 30 ክሳብ 21 ናይ ምሸት
ዝቕጽል ዕለታት ናይተን ጉጅለታት ንምፍላጥን መልእኽቲ ክትሰዱልና ትኽእሉ ኢኹም ፡ 07 64 33 16 78 (WhatsApp) ውትስኣፕ