ኣብ ሓደ ውፉይ ጉጅለ ተጸንቢርካ ኣብ ፖለቲካዊ ውሳኔታት ተሳተፍ
ምስ ኢመርጂንግ ሊዳርስ Emerging leaders
እንታይ ኢዩ?
መደባትን ኣ
- ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ኢል-ደ-ፍራንስ ዝኣተዉ ሰባት (ኣህጉራውያን ተማሃሮ፡ ስደተኛታት፡ ቁጠባዊ ስደተኛታት ወዘተ) ከምኡ’ውን ወሃብቲ ውሳነ (ፖለቲከኛታት፡ ሰበስልጣን ከባብያዊ መንግስቲ ወዘተ) ምርኻብ
- ኣብ ኣገደስቲ ኣርእስታት ምዝታይ፡ ማሕበራዊ ተወፋይነት፡ ጽልዋ ኮቪድ-19፡ ኣቀባብላ ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ ወዘተ።
- ኣብ ህንፀት ህዝባዊ ፖሊሲታት ምክፋል።
ምፍላጡ ኣገዳሲ!
እቲ መደብ ኣብ ፓሪስ ወይ ብኢንተርነት ኣብ ዙም ይካየድ፣ ካብ መስከረም 2022 ክሳብ ግንቦት 2023።ገለ ምልውዋጥ ኣብ Seine Saint Denis (93) ምስ ወሃብቲ ውሳነ ካብ 9 ከተማታት Est Ensemble፣ ናይቲ መደብ መሻርኽቲ ቅርጺ ክውደብ እዩ።
ተወፋይነት ኣብ እዋናትን ድርኺትን ይምርኮስ፣ ኩሎም ተሳተፍቲ ግን ብፈረንሳ ኣበርክቶ ክገብሩ ኣለዎም፤
- ኣብ ወርሒ መስከረም ኣብ ሰሙን ናይ 3 ሰዓታት ስልጠና ምሃብ
- ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ግንቦት ኣብ ወርሒ 2 ወይ 3 ሰዓታት ዝገብር ምልውዋጥ።
ንኣመራርሓን ፖለቲካዊ ጽልዋን ኣዝዮም ዝግደሱ ተሳተፍቲ፡ ዓውደ መጽናዕትን ሞያዊ ደገፍን ብእንግሊዝኛ እውን ከም ኣማራጺ ይቐርብ፡ ተወሳኺ 6 ሰዓታት ኣብ ወርሒ።
ንመን ኢዩ ፧
10 ወርሒ
ዞባ\ ዴባርትሞ
10 ወርሒ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ምስ ሓደስቲ ሰባት ተራኸብ
እቲ መደብ ምስ ካልኦት ሓደስቲ መጻእቲ ፈረንሳን ወሃብቲ ውሳነን ኣብ ከባብያዊ ፖለቲካ ተመኩሮታት ንምክፋል ዘኽእል እዩ።
ምምሕያሸ እገባብ ኣነባብራ፣ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ንምምሕያሽ ሓሳባት ምቕራብ
በዚ መገዲ፣ ንሓንጸጽቲ ፖሊሲ ሓሳባት ከተቕርብን ኣብ ጥቓኻ ዘሎ ህይወት ንምምሕያሽ ሓባራዊ ፍታሕ ምንዳይ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብኢንተርነት ዝቐርብ መመልከቲ ኣቕርቡ።
ነቲ ቅጥዒ ici. ምልኣዮ ።
ንዝኾነ ሕቶታት ንሰልማ ራሶል ብኢመይል selma@place-network.org፣ ወይ ብስልኪ 06 14 62 56 49 ተወከሱ።