መጽለሊ ንምርካብ ምስ እትደልዩ ንኸሰንየኩም፣ ክንሕግዘኩም
ምስ ኮልያ Coallia

መጽለሊ ንምርካብ ምስ እትደልዩ ንኸሰንየኩም፣ ክንሕግዘኩም

ምስ 
ኮልያ Coallia

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ30 juin 2022

እንታይ ኢዩ?

ሓደ ሓገዝ ን ስደተኛታት ከምኡ እውን ናይ ኦኡቕባ መሰል ንዘለዎም ሰባት ነጽልል

  • ቅድም ቀዳድም ገዛ ምርካብ ፣ ድሒሩ ድማ ኣብኡ ዘድሊ ከም እኒ ናይ ጋዝ ኤለክትሪክ ፣ :ባጀት ናይ ክራይን ካልእን ምቕላስ
  • ናይ ምምሕዳር ነገራት ንስላጥ ፣ : ኣሱራንስ ማላዲ ፣ , ካፍ CAF,ፖለምፕልዋ ን Pôle Emploi, ሚስዮን ሎካል Mission Locale, ፕረፈችቱረ ወዘታ Préfecture, OFII...

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

88 - Vosges

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

88 - Vosges

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደ ገዛ ንምርካብ

እቲ ዕላማና ኣብ ውቡቕ ኩነታ ምእንቲ ክትነብሩን ክህልወኩምን ንምግባር እዩ ።

ነዚ ንኸተሳልጡ ክንሕግዘኩም ኢና

ናይ ማሕበራዊ ህይወት ሓገዝ፣ ከምእ እኒ (rን ካርዲ ቪታል ንምሓዝ፣ s'inscrire à la ሜስዮን ሎካል። ቆጸራ ንምሓዝናይ ፐረችቱረ préfecture...)ወዘተ

ሓድሽ መንበሪ ንምርካብ ክትሕገዙ

እቶም ኣሲስታን ሶሻልና፣ ንክትቅይሩ እንከለኹም ይሕግዝኹም። tሓድሽ ኣቑሑ ንምርካብ ፣ ሓደ ኮንትራት ናይ ጋዝኤልክትሪንን ማይን ብምርካብ ይሕግዘኩም ),ከምኡ እውን ኣብ ምቕያር ኣድራሻ እውን ኩሉ ኣድላዪ ነገራት ይገብር።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣባና ኣብ Coallia ገዛ ንምርካብ ተመዝገቡ

Sእንተደኣ ሓተትቲ ዑቕባ ኴይንኩም፣ እሞ ኣብ Vosges, እትነብሩ ኴይንኩም። ናይ ናይ ገዛኽራይ ሓገዝ ካብ Coala.ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም

ን Coallia ብ ቁጥታ ርኸቡና

ብ 03.29.60.04.69 ናይ Madame DAMANCE ብምርኻብ.

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Coallia

Coallia