ናይ ምምሕዳራዊ ጉዳያት ኣብ ምስላጥ ሓገዝ ምርካብ
ምስ ለ ሰርቪሰ ኣጊር le service AGIR

ናይ ምምሕዳራዊ ጉዳያት ኣብ ምስላጥ ሓገዝ ምርካብ

ምስ 
ለ ሰርቪሰ ኣጊር le service AGIR

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ12 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

እቲ ኣገልግሎት ናይ ሓባራዊ ኣሰናይነት፣ ናይ (AGIR) ሓገዝ ኣብ ምሕደራ፣ ክኢላታት ሞያውያንን ሓገዝ ምሃብ ክኸውን እንከሎ።

ዓላምኡ ድማ፣ ንምውህሃድ ስደተኛታት ኣብ ሕብረተሰብ ፈረንሳ እዩ።

ከነሰንየኩም ንኽእል ኣብ

  • ኣብ ምምሕዳራዊ ጉዳይት ከም እኒ መዝገባ፣ ናይ ደቕኹም ኣብ ትምህርቲን ንጥፈታት
  • ኣብ ምድላይ ገዛ
  • ናይ ስራሕ ፣ ስልጠናታት ቋንቋ ንምምላኽ ምሕጋዝ
  • ሓደ ናይ ስራሕ ልምዲ ንምጥራይ ዘኽእል፣ ዕድልን ስራሕን ምርካብ

i ምፍላጡ ኣገዳሲ

ን 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ፣ ከከም ኣድላይነቱ ኣብ ዙርያ ምምሕዳር ሓገዝ ኣብ ምሃብ እንጸንሖ (ኣቲ ዝለዓለ፣).ወግዓዊን ብ ፌርማ ዝጸደቐን ይኸውን

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ግዜ

6 ካብ 12 ኣዋርሕ

ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

88 - Vosges

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ግዜ

6 ካብ 12 ኣዋርሕ

ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

88 - Vosges

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ሓፈሻዊ ናይ ምምሕዳር ጉዳያት ሓገዝ ምርካብ

ቀጥዒ ምምላእ,፣ ጠለብ ናይቲ ደብዳቤ ተረዲእካ ግቡእ መስርሕ ምኽታት እቲ ቤትጽሕፈታት ( ካድCAF, ኣኦፊ OFII, ፕረፈችቱረ Préfecture, OFPRA, CNDA, ናይ ገዛ Assurance maladie ናይ ሕክምና መሰል ...)

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር

ን ክም መዝገባ ፣ ማእከል ሓበቤታ ወይ ሓደ ፣ ማሕበር ፣ ዕላምኡ ብ ቋንቋ ብ ፈረንሳ `ምምዕባል እዩ

ቅልጡፍ ን ስራሕ ምድላይ

  • ኣገልግሎት፣ ብ ፖለምፕልዋ ዝ`ወል ናይ (Pôle Emploi, Missions Locales, AFPA, GRETA, ተሓባርቲን ...)ምርካብ
  • ከምኡ ውን ምስ Face Vosges (ዝተተርነፉ ማሕበራት FAIR) ይሰርሕ

ኣብ ናይ ቆልዑ ትምህርቲ ምሕጋዝ

  • ኣቭ ትምህርቲ መዝገባ፣ ,ናይ ፈረንሳ መሕበረሰብ ኣነባብራ ምግላጽ(OEPRE : መታን ክዕወቱ ን ደቆም ንምሕጋዝ ዝተበሰሰ)
  • ኣብ እዋን ዕረፍቲ ናይ ትህምርቲ ንጥፈታ ናይ ምዝንጋዕ ንኽሳተፉ ምኽኣል
  • ምሕጋዝ፣ ኣቭ ዝተፈላላዩ ደረጃ ንዘለዉ (ምሕላው፣ ካብ ትምህርቲ ምምጻእ፣ , ኣብትምህርቲ ምሕጋዝ, MAM ወዘተ...)

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

1)እዚ መሰል ይግበኣኩም እንተኾኑ ምፍላጥ

ን ኣገልግሎትናይ AGIR, ንኽትሕገዙ እዚ ዝስዕብ ኩናታት ክህልወኩም ኣለዎ

  • ን ኣገልግሎትና ንኽትረብሕሉ (ናይ ስደተኛ ካርድ ምህላው፣ , ወይ ናይ ቑዕባ ወረቐት ክህልወኩም ኣለዎ, )
  • ኣብ ሓደ ፍሉጥ ዝኾነ መንበሪ ፣ኣብ እዋን ምሕታት ዑቕባ፣ ኣብ ገለ ማሕበራት ምዝጉባት ክትኮኑ ኣለኩም

2) ን ኣሲስታንት ሶሻልሙም ሕተቱ

ን ዘሰንይኹም ኣሲስታን ሶሻል ። መታን ከሐግዝኡም aኣብ ኣገልግሎት ናይ AGIR. ክትምዝገቡ ሕተትዎም

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
AGIR

AGIR