ስራሕ ረኺብካ ደገፍ ረኸብ
ምስ SEI ኮትስ ዲ ኣርሞር
ስራሕ ረኺብካ ደገፍ ረኸብ
ምስ SEI ኮትስ ዲ ኣርሞር
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 16 août 2022
እንታይ ኢዩ?
SERVAGROUPE EMPLOYMENT INSERTION ኣብ ኮትስ ዲ ኣርሞር ስራሕ ክትረኽቡ ወይ ክትሰርሑ ምስ እትደልዩ ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ። ኩባንያታት ስራሕ ዘቕርበለን ሕጹያት ይደልያ ኣለዋ።
ንመን ኢዩ ፧
ኣገዳሲ
ናይ ምልምማድ ድሌት
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
22 - Côtes-d'Armor
ኣገዳሲ
ናይ ምልምማድ ድሌት
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
22 - Côtes-d'Armor
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ውልቃዊ ደገፍ ይሃልኻ
ብፍላይ እቲ ናይ ምውህሃድ ጉጅለ መንበሪ ንኽትረክብን ኣብቲ ግዝኣት ንኽትወሃሃድን ክሕግዘካ ይኽእል እዩ።
ኣሰልጥን፡ ፍቓድካ ኣሕልፍ...
- ፍቓድካ ምሕላፍ ወይ ዳግማይ ምውሳድ፣
- ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር....
ናይ ንግዲ ዓለም ተረድኡ
ኣብ ፈረንሳ ዝርከባ ኩባንያታት ትጽቢት ዝግበረለን ባህላዊ ኮዳት ተማሃሩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብፖስታ ርኸቡና።
ንናይ ውህደት ተልእኾታት ዝምልከት እማመታት ብኢመይል ርኸቡና ፡ agneseven@sei.fr
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ