ኣብ ዓውዲ ስፖርት ዘቑጽር ስራሕ ዘውህብ ስልጠና ንምውሳድ
ምስ ፕሮግራም ፊየኽ Programme FIER
እንታይ ኢዩ?
ዕላማ ናይ መደብ FIER ን ሰልጠንቲ ኣብ ዓውዲ ስፖርት ብሓፈሻ፣ ዘሀብርሞም ሞያዊ ስልጠና ምሃብ እዩ።
ኣብ እቲ መደብ ክልተ ንጥፈታታ ኣለዎ :
- ፈላማ 12 ሰሙናት ናይ ብቕዓት መርኣዪ ስልጠና፣ ከምኡ ውን ናይ ቋንቋ ን ኢ ንተረኔትን ናይ ምጥቓም ዓቕምኹም ንምልመለልኩ እዩ።
- 6 ኣዋርሕ ድማ ዝተፈላላየ ስፖርታዊ ንጥፈታት ብምክያድ፣ ኣብ ትምህቲን ስልጠናን ብ ዓሙቕ እትኣትውሉ ፣ ኮይኑ ከም ሞያውያን ስፖርተኛታት ዝገበረኩም መስርሕ ንምሕላፍ ኣትስልጥንሉን ፣ ብወግዒ ድማ ከም ግዝያዊ ሰራሕተኛታት እትቑጸርሉን እዩ። (ኣብቲ ብ ዓውዲ ፖርቲንስልጠናን ዝብል ምድብ)
i ንምፍላጡ ዘገድስ! :እዚ መደብ እዚ ምሉእ (35 ሰዓታት ኣብ ሰሙን ) ሰልጠንቲ ምሉእ ብምሉእ ደሞዝተኛታት እዮም
ንመን ኢዩ ፧
3 ኣዋርሕ + 7 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
3 ኣዋርሕ + 7 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
69 - Rhône
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብቕዓት ኣብ ፣ ቋንቋ ፣ ናይ ኮምፑተርን ከምኡ ውን ኣብ ሞያ ስፖርት ብቕዓት ንጥራይ
እቲ ናይ FIER መደብ፣ እ (ካብ 5 sመስከረም aክሳብ 30 ጥቕምቲ ) :
- እቶም ኮርሳት መሰረታዊን ሞያዊ ትምህርቲን
- ኮርሳት ናይ ቋንቋ ፍፈረንሳ ፣ ብ ሞያዊ ብቕዓት
- ኮርሳት ናይ ኣፍልጦ ናይ ዲጂታል ዓለም (መሰረታዊን ኣስራሕቲን ኣቐቓቕማ ኮምፑተርን ማለት ፣ ዎርድ Word, Excel, ወዘተ...)
- ኮርሳት ናይ ምድላዋት ን ሞያዊ ኣፍልጦ ናይ ስራሕ ዓለም
- ጋዛእ ርእስኹም ዘኽል ኮርሳት ኣብ ፣ ናይ ምምሕዳር ጉዳያትኩም ብነዛእ ርእስኹምን ቤተሰብኩምን እትከታትልሉ ናይ ፈረንሳ ስርዓት ምፍላጥ
ኣብ ዓውደ ስፖርት ዘስርሓኩም ብዙሓት ክእለታት ምጥራይ
እቶ መደብ ነዚ ን l'Olympique Lyonnais ኦሎምፒኣ ልዮኔዝ ( ኣብ ናይ ኩዕሶ እግሪ club de football). ዝቀንዐ እዩ።
ን 4 መዓልታት ኣብ j ዓውዲ ስፖርቲን ከምኡ እውን ምስኡ ዝዛመድ ነገራንትን ምጥሓል ን ምጽማድን
ናብ ሞያ ፣ዘቕንዕን ስራሕ ዘውህብን ስልጠና ምስታፍ
ምእንቲ ዝልጠና ፣ ወግዓዊ ዝኾነ d'ናይ ሰራሕተኛታት ማዕረግ ዘለዎ። ውቡልን ዝኾነ ሞያኹም ኣብ ግብሪ ንምውዓል ደረጃ alternance ማለት ፍልጠት እናደለብኩም እትሰርሑሉ መደብ ን ናይ ስራሕን እንትኣትውሉ (ካብ 5 ታሕሳስ 2022 ክሳብ 30 jሰነ 2023) ምጥጣሕ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ከተማልእዎ ዘለኩም ነገራት
ኣብዚ ንምስታፍ፣ ወረቐት ናይ ዑቕባ መሰል (ከም መጣን ስደተኛ ይኹን ወይ እውን ብኻልእ ምኽንያት , protection subsidiaire, .) ወይ እውን ናብ ፈረንሳ መጻእቲ እንተኲንኩም (ኣብ ፈረንሳ ካብ እትኣትዉ ብወግዊ ወረቐት 5 ዓመታት )ዝተቐመጥኩም ክትኮኑ ኣለኩም
ነቲ ናይ መወዳደሪ ቀጥዒ ምምላእ
ኣብ ዊ እንሀለኩም : https://airtable.com/shrAqfU2xreZVtTSM
ብዛዕባ እቲ መድደባት ዘሎ ሓፈሻዊ ኣኼባ ምስታፍ
እቶም ኣኼኣባታት ኣብ à Lyon ልዮን ነፍስወከፍ ሰሙን ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ እዩ ዝካየድ።
ንዝኾነ ሕቶ ፣ ርኸቡን ኣ !
ናብ z Mathieu Provian ብ 07 82 77 58 64 ምድዋል
ወይ ኢመይል lyon@kabubu.fr ብምጽሓፍ