ሞያዊ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ
ምስ ኤል ፕ L.P. ፎርማሽን - FORMACOOP ፎርማኮፕ
እንታይ ኢዩ?
ናይ 200 ሰዓታት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ኣብ ዶለ Dole ደፓርትመንት (39) በዚ ድማ ኣብ ስልጠናታት ስራሕን ንምእታው ዘኽለኩም ናይ ፈረንሳ ብቕዓት ተኻዕብቱ
i ኣገዳሲሓበሬታ !
እዚ ስልጠና እዚ ካብ ሰነ 28 ክሳብ 22 መስከረም 2022 ዝጸንሕ እዩ
ንመን ኢዩ ፧
3/4 ወይ 2/3መዓልታት ኣብ ሰሙን
ዞባ\ ዴባርትሞ
39 - Jura
3/4 ወይ 2/3መዓልታት ኣብ ሰሙን
ዞባ\ ዴባርትሞ
39 - Jura
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ተግባራዊ ትምህርቲ
ምጽሓፍ ምዝርራብን ኣብ ዙርያ ናይ ስራሕ ዓለም ዘተኮረ ቋንቋ ፈረንሳ ከከም ክትዋፈርዎ እትደልዩ ስራሕን ክወሃበኩም እዩ፣
ኣብ ስርሕ ዓለም ዘሳትፍ
እቲ ዛዕባ ናይቲ ትምህርቲ ን ስራሕ ዓለም ዘብቕዕ ፍረንች ፕሮፈሽናል (ዲክሜንታት ፣ ቃላት ጥቕስታትን ዘካተተ...). ከምኡ እውን ካልእ ናይ ስራሕ ዓለም እትርእይሉ ኣጋጣሚ ክኸውን እዩ።
ኣጠቓቕማ ኮምፑተር ንምፍላጥ
ኣብ ናይ ሕጂ ዓለም ዘስርሕ
ናይ ምምራሕ መኪና ኮድ ምጽናዕ
ኣብቲ ስልጠና ናይ መኪና ምዝዋር ትምህርቲ ኮድ ትምህርቲ ብምእታትው ምስ ምሕላፍ ናይ ፈተና ኩነታትን ፈተናታት ንኽትሓልፉ ክትሕገዙ ኢኹም
ሓደ ሰርቲፊኬት ንምሓዝ
ሰርቲፊኬት Certification CLOE FLE ሓፈሻዊ ሞያዊ ብቕዓትን ዝመስክር ሰርቲፊኬት ዋጋ : 95 €. ክወሃበኩም እዩ
i ኣገዳሲ ሓበሬታ! :ን ኹልሻዕ ዘገልግል ደረጃ A2 !ን ናይ ካርድ 10 ዓመት መትሓዚ ዝተቕም ክወሃበኩም እዩ።
iንምፍላጡ ኣገዳሲ! ደረጃ B1 ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ንምሕታት ናይ ዜግነት ኣብ ናይ ስራሕ ስልጠና ዘሳትፍ ደረጃ ብቖኣት እዩ ዝጥለብ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ደውሉ ብ 06 76 77 60 38
ኣብ መንጎ ሰዓታት 8h30 ክሳብ 11h30ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ፣ ንምርካብና ይከኣል እንተዘይረኺብኩምና መልእኽቲ ስደዱልና።
ኢመይል ስደዱልና
lpicaud.fle@gmail.com
ኣብ ኣድራሻና ብምምጻእ ርኸቡና
ዓርቢ 16 ሰነ ሰዓት 9 ኣብ MFR ናይ Dole. ምዝገባ ናይ ግድን እዩ !