ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምርካብ
ምስ ፕላትፎርም ታለንት ሚትራንት Plateforme TALENTS MIGRANTS
ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምርካብ
ምስ ፕላትፎርም ታለንት ሚትራንት Plateforme TALENTS MIGRANTS
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 19 sept. 2022
እንታይ ኢዩ?
እዚ ፕላት ፎርም እዚ፣ኣብ territoire de la Sarthe. ንዝርከቡ ስደተኛታት ፣ን ቋንቋ ፈረንሳ ክእለቶም ክብ ዘብል ናይ ስልጠናታት ኣበይ ከምዝርከብ ዝሕብር ከታሎግ የቐምጥ።
ኣብ ጥቓኹም ዝርከብ ፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ን ምሕታት ኣይትጠራጠሩ
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠናን ንምርካብ
ኣብ ፕላትፎርም TALENTS MIGRANTS ኣብ ጥቓኹም ዝርከብ ፣ ብግቡእን ናይ ፈረንሳ ስልጠና ዝህቡ ማሕበራት ንምልላይ
ዝግባእ ሓበሬታ ብምርካብ
ዘድልየኩም ፣ ስልጠናን ንምርካብ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ደውሉልና ኢመይል ስደዱልና !
መታን ሓደ ስልተና ክትረኽቡ፣ክትሃቱ፣ቀጸራ ክትወስዱ ፣ ርከቡና
- ብ ቴለፎን : 09.73.52.35.80
- ብ ኢመይል : sarthe@ptm5372.fr
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ