"ኣብ ገዛ ዘድሊ ጽገና " ዝህብ ሰራሕተኛ ንምዃን ፣ ዘኽእል ስልጥና ንምርካብ
ምስ ኣብ each One ኤች ዋን

"ኣብ ገዛ ዘድሊ ጽገና " ዝህብ ሰራሕተኛ ንምዃን ፣ ዘኽእል ስልጥና ንምርካብ

ምስ 
ኣብ each One ኤች ዋን

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 16 mai 2022

እንታይ ኢዩ?

ስልጠና "ኣብ ገዛ ዘድሊ ጽገና " ዝህብ ሰራሕተኛ ንምዃን ፣ ዝኽፈሎ ስልጠና ን 3 ኣዋርሕ። "Tናይ ቴክኒክ በዓል ሞያ " ኣብ FNAC DARTY ኣብ ኢልደፍራስ en Île-de-France.

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ናይ መኪና ምዝዋር ፍቓድ ፐርሚ Bን ዘለዎም

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 3 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ኣገዳሲ

ናይ መኪና ምዝዋር ፍቓድ ፐርሚ Bን ዘለዎም

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 3 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ዝኽፈሎ ስልጠና

እዚ ሰልጠና ኣዚ ን 3 ኣዋርሕ ሰልተንቲ እናተኸፈሎም፣ዝስልጥንሉ እዩ።

ቅልጡፍ ዝኾነ ስልጠና ንምርካብ

እዚ ዝልጠና እዚ፣ ኣብ ገዛ ን ዘድሊ ናይ ቴክኒን ጽጋናታት ብ ፍላይ ኣብ ኣብቲ ብ service après-vente Fnac-Darty. ዝፍለጥ ቦታ እዩ ተደልዩ ዘሎ።

i ኣገዳሲ ሓበሬታ!እቲ ናይ ስልተናን ስራሕን መደብ ክሳብ 12ኣዋርሕ ናይ ምኻድ ተኽእሎ ኣለዎ።

ነይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ንምምዕባል

ብሳላ እዚ ስልጠና እዚ ኣብ ምልከት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ኣብ ዓውደ ስራሕ ክብ ከብል ይኽእል እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ነዞም ዝስዕቡ ረቓኡሒታት እተመልኡ ምስ እትኾኑ

  • ኣብ ፈረንሳ ን ምስራሕ VISA ምስ ዝህልወኩም
  • ናይ ቋንቋ ብቕዓትኩም B1 እንተወሓደ (ኣብ ዘረባን ጽሕፈትን ) ምስ ዝኸውን
  • ናይ ምመርሒ ፍቓድ መኪና ፐርሚ B ምስ ዝህልወኩም
  • ናይ ቴክኒካዊ ስራሕት ተውህቦን ናይ ስራሕ ፍቕሪን ምስ ዝህልወኩም
  • ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ስራሕ ዘይተዋፈርኩም እንታይ ደኣ ሓተቲ ስራሕ ምስ እትኾኑ

ናይ ስልጠና ዕለት

  • ሓባራዊ ፈላሚ ኣኼባ : 1 ሰነ 2022
  • ናይ ምምራጽ እዋን : 13 ሰነ 2022
  • ምጅማር ስልጠና : 29 juin 2022

ብኸመይ እሳተፎ

ኣብዚ ናይ ምዝገባ ሳይት ብምዋቕ : https://airtable.com/shrqjUd5VL4MUKBFX

ሕቶ እንተለኩም ርኸቡና

ብ ኢመይልና info-formation@eachone.co

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

each One

Partenaires

FNAC DARTY
Pôle emploi

Responsable

each One

Partenaires

FNAC DARTY

Pôle emploi