Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ስልጠና ስራሕ ምርካብ ዘስፍሕ ዕድል

ምስ ምስ Les ateliers YOON France

ኣዳላዊ YOON France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 23 дні тому

5 ናይ ዎርክሾፕ ጉጅለ ፣ ኣብ ምድላይ ስራሕ ጎኒጎኒ ምድላው ንምርካብ ስራሕ

  • ዎርክሾፕ 1 : እቶም ናነቲ ሞያ ዝመሃሩ ዘለዉ ሰልጥንቲ ወይ 'ስታጀር ' ዘዳለውዎ ኮይኑ፣ ዝዕባኡ ድማ => ዓላማ ናይ ምድላይ ስራሕ ምንጻር ፣ ጭቡጥ ዝኾነ ናይ ምድላይ ስራሕ ኩነታትን ባህሪን ናይ እቲ ዓውዲ ብዝምልከት እዩ።
  • ዎርክሾፕ 2 : ኣገደስቲ ባእታታት እብ ምድላይ ስራሕ
    ዕላማ => በብደረጃ CV ን ናይ ስራሕ ተበግሶ ደብዳቤ ብ ፈረንሳ ተጻሒፉ ምድላው
  • ዎርክሾፕ 3 : ናይ ቃለ መጠይቕ ልምም፣ ኮይኑ
    ዕላማ => ኣብ ፈረንሳ ከመይ ናይ ስራሕ ቃለመጠቕ ከም ዝካየድ ምፍላጥ፣ ብዛዕብኡ ልምምድ ምግባር ። ኩነታትት ተፈታናይ ዝግምግም ርእይቶ ብምሃብን ምሕባርን ።
  • ዎርክሾፕ 4 : ኣብቲ ዓውዲ ሞያ ዘለዉ ሰባት ምርኻብ፣ ኣብ ናይ ኢንተርኔት ስራሕ ከም ዝካየድ ምፍላጥ። ዕላማ => ካልእ መገዲ ናይ ስራሕ መድለዪ ኣገባብ ምልላይ። ኣብ ኢንተርኔት ናይ ስራሕ መደብ ምድላይ ጉዳይ ምስላጥ።
  • ዎርክሾፕ 5ይ ዓውደ መጽናዕቲ፡ መርበብካ ኣማዕብል
    ዕላማታት፡- ከመይ ከም ዝሰርሕ ተረዲእኩም ኣሰራርሕኡ ምምዕባል።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብዚ ዓውደ መጽናዕትታት ንምስታፍ ምስ እትደልዩ ሓሙስ ንግሆ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12 እዮም.

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምዕባል ክእለትምዝራብ ብዛዕባ ክእለትኩም
  • ምፍላጥ ቆጸርቲ ስራሕ ዝሓትዎ ዝሓቱዎ ሕቶታት ምፍላጥ
  • ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት

  • ምፍጣርን ዝሰማማምዓኩም CV ን ውልቃዊ ናይ ተበግሶ መሸፈኒ ደብዳቤን ምፍጣርን
  • ምፍላጥ ኣጠቓቕማ ትግባረን ኣገባባት ስራሕ

  • ኣደላልያ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድል ወድቡ
  • ኣብ እዋን ምድላይ ስራሕ ክውንነታዊ ትጽቢታት ምርዳእ
  • ቀንዲ ናይ ስልጠና መገዲታት ምፍላጥ
  • ኔትወርክኹም ብከመይ ከም እተማዕሉ ምፍላጥ።

ከመይ ንገብሮ?

ንምዝገባ፣ ነዚ ዝስዕብ ፎርሙላ ምልእዎ formulaire.

ንውልቃዊ ምኽሪ ኣብ ምድላይ ስራሕኩም፡ ኣብ ሰዓታት ስራሕና መጺእኩም ክትረኽቡናን ንመርበብ ሓበሬታና ክትውከሱን ትኽእሉ ኢኹም ኣብዚ ብምጥዋቕe site

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • vikpetrukተርጓሚ/ሚት
  • yoon franceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles