Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ኣኣማኻሪ ኣብ ምድላይ ስራሕ ዝሕግዘኩም

ምስ ምስ YOON France

ኣዳላዊ YOON France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

ኣብ ፈረንሳ ስራሕ ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ፣ ብግቡእ ተቐቢሎም ዘሳስዩ ማእከላት ሓበሬታን ስልጠናን።

ኣብ ፈረንሳ ብዛዕባ ዘሎ ናይ ስራሕ ናይ ምርካብ ተኽእሎ ዘዕቢን፣ ክቡን ባህሪ ናት ስራሕ ባህሪን መገዲን ክትሕበሩ ፣ ትካላት እዚ ሓደ ናትና ትካል ኮይኑ፣ ኣብ እዞም ዝስዕቡ ጉዳያት የተኩር።

  • ናይ ስራሕ ምድላይ ስራሕ መስርሕ ዝሕግዝ
  • ሞያዊ ድሌትን ናይ ስራሕ ዕላማን ምንጻር
  • ተመኩሮኹም ክእለትኩምን ምጉላሕ
  • ብቐዳምነትን ንስኹም ስራሕ ንምርካብ ዝገበርኩሞ ጻዕሪ ኣሎ ክትገልጹ ኢኹም
  • ምዕባለን ኣጠቓቕማን መርበብ ሓብሬታ ምስፋሕ ብ ምቕጻል ፣ ናይ እቲ ኣኣማኻሪ ምኽሪ ምቕባል:

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • CV ኹም ብምምሕያሽ ዶ ክትጅምሩ ዶ ትደልዩ ?
  • ምክዕባት ሞያዊ ብቅዓትኩም ብቕዓትኩም ኣብኡ ብኸመይ ኣገባብ ይሰፍሩ ምፍላጥ?

  • ስራሕ ምድላይ ስራሕ ብኸመይ ከም ዝሰርሕ ምፍላጥ ትደልዩ?
  • ኣብ ዓውደይ ኣየኖት መሓውራት ናይ ትካላት ከም ዝከኣል ምፍላጥ?

  • ንስትራተጂ ናይ ስራሕ ምድላይ ዝዓግቶ ዘሎ እንታይ እዩ?
  • መሳርሒታትኩም ብኸመይ ከመሓይሹ ከም እትኽእሉ ምፍላጥ፧

  • ምኽኣል ብዛዕባ ዓውዲ ወይ ሞያይ መን ሓበሬታ ክህበኒ?
  • ምፍላጥ ሞያዊ መርበብኩም ብኸመይ እተማዕብሉ ?

  • እተደኣ ናይ መንበሪ ገዛ ጸገም ሃልይኩም?
  • ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ክትወስዱ ትደልዩ እንተኴይንኩም?
ምፍላጡ ዘገድስ
ናብቶም ምስ ኩነታትኩም ዝበለጸ ዝሰማምዑ መሻርኽቲ ኢና እነተሓሕዘኩም።

ከመይ ንገብሮ?

  • ኣብ እዋን ሰነይ 14 ክሳብ 16h30

    50 Rue Bancel, 69007 Lyon (Métro B Jean Macé)
  • Les mercredis de 9h30 à 11h30

La Cantina
Square de la France Libre
172 rue Anatole France
69100 Villeurbanne (métro A Flachet)

Lieu d'accueil

La Cantina, Square de la France Libre, 172 rue Anatole France, 69100 Villeurbanne, France

07 82 45 44 06

contact@yoonfrance.com

Espace Bancel, 50 Rue Bancel, 69007 Lyon , France

07 82 45 44 06

contact@yoonfrance.com

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • Jérémie G.ምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • walachተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • yoon franceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles