ብብዙሕ ቋንቋታት እናተጻወትካ ምውጋዕን ምዝዝራብን
ምስ ኣብ ለ ካፈ ኢንተርናሽናል
ብብዙሕ ቋንቋታት እናተጻወትካ ምውጋዕን ምዝዝራብን
ምስ ኣብ ለ ካፈ ኢንተርናሽናል
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 27 oct. 2022
እንታይ ኢዩ?
ሓደ ናይ ምሸት ኣብ ሰሙንን ምጽዋትን ምውጋዕን፣ ብብዙሕ ቋንቋታት ምስ ነበርቲ እቲ ደቂ እቲ ገዛውቲ።
ሰንበት፣ ካብ ሰዓታት 19 ክሳብ 22h (ብዘይካ ፣ ኣብ እውን ዕረፍቲ ናይ ትምህርቲ).
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ካብ መስከረም 2022 ክሳብ - ሰነ 2023
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
67 - Bas-Rhin
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ካብ መስከረም 2022 ክሳብ - ሰነ 2023
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
67 - Bas-Rhin
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ፈረንሳን ...ካልእ ቋንቋን ንምዝርራብ
ኣብ እዋን ጻውቲ፣, ብ ፈረንሳን ብኻልእ ቋንቋታት ንምዝርራብ፣ ምልውዋጥ ባህልን ወግዕን ፣ ምምዕባል።
ብ ሓባራዊ ጸወታ
መጻወቲ ካትራታት፣ ወይ ድማ logique, ከምኡ እውን des jeux de plateau, ተባሂሉ ዝጽዋዕን ፣ ከምኡ እውን ጁ ደ ኮኔሳንስ ወዘተን ... ከምኡ እውን ጸዋታ ዓድኹም።
ምስ ደቂ ካልእዕት ዓድታት ምልላይ
ን ኤውሮጳዊ ቋንቋ ምምላኽ፣ ምስ ደቂገዛውትኹም ምልላይ።ተወላዶ ደቂ ካልእ ዓዲን ንምልላይ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብቐጥታ ምጹና፣ ብቐሊል ርኸቡና
- ኣድራሻና "Le Quai 67"
14 Boulevard de Nancy
67000 Strasbourg
- ሰዓታት ናይ ጸወታ : ካብ ሰዓት 19h ክሳብ 22h ኩል ግዜ ረቡዕ, ካብ ሚያዝያ ክሳብ ግንቦትክሳብ ሰነ (ብዘይካ፣ ናይ ትምህርቲ ዕረፍቲ)
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ