ኣኣብ ዓውዲ ስፖርት ንምስታፍ ፣ ስልጠና ምርካብ
ምስ ረሌ "Relais" - Kabubu ካቡቡ

ኣኣብ ዓውዲ ስፖርት ንምስታፍ ፣ ስልጠና ምርካብ

ምስ 
ረሌ "Relais" - Kabubu ካቡቡ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ27 avr. 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ "Relais" ረኤ ዝበሃል መደብ ኣብ ስፖርት ብቕዓት ንምጥራይ ዝሰርሕ ተቕዋም እዩ።

ኣብ እዞም ዝስዕቡ ድማ ይነጥፍ :

  • ሞያውያን ስፖርተኛታት ምፍራይ
  • ናይ ልዑል ደረጃ ዘለዎ ብቕዓት ዝሓልፉ ሞያውያን ምፍራይ እዩ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 17 ዕድመ
ግዜ

5 ሰሙናት ካብ 02/04 ክሳብ 03/05

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 17 ዕድመ
ግዜ

5 ሰሙናት ካብ 02/04 ክሳብ 03/05

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ን ስፖርት ከም ሞያ ን ክሰርሓሉን ንዝደልዩ ሰባት ሕልሞም ንምትግባር

ብሳላ እዚ መደብ እዚ፣ ኣብዚ ዝስዕብ መደባት ክትሳተፉ ትእክሉ ኢኹም

  • ሓደ ኣብ ዓውደ ስፖርት ዝጥለቐሉ ወይ ዝጠሓለሉ ወቕቲ እዩ
  • እባ ናይ ስፖርታዊ ንጥፈታት (ስነ ኣእምሮኣዊ ጸቕጢ ምቁጽጻርን ፣ ነብሰ ተኣማማንነት ምጥራይ፣ , CV ናይ ስፖርቲን፣ ናይ ተበግሶ ደብዳቤ ምጽሕፍን ፣ ናይ ስራሕ ምድላይን ከም እኒ ን ቃላ መጠይቕ ምቕራብን ወዘተ ...)ስልጠና ይግበር።

ናይ ቋንቋ ስልጠና ምውሳድ

ንናይ መጻኢ ሞያኻ ዝከውን ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ምውሳድ

ናይ ውልቂ ሓጋዚ ምርካብ

ናብዚ መደብ ንምስታፍ እንታይ ክገብር ይኽእል።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኽቡና

እቲ ናይ ፈረንሳ ፈተና ን ጀመርቲ፣ ቅድሚ ስልተና ምጅማሮም ኣን ወርሓት ጥቕምቲን ሕዳርን እዩ ዝወሃብ፣ .

ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ እዚ ወብሳይት እዚ ተወከሱ : https://airtable.com/shrgpnYuw4tUYlsxJ

ንዝኾነ ሕቶታት ,ናብ እዚ ኣድራሻ ክትጽሕፉልና ትኽእልይ ኢኹም formation@kabubu.fr

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
7 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Kabubu
Kabubu

Partenaires

UFOLEP
UFOLEP
L'école THOT
L'école THOT

Responsable

Kabubu

Kabubu

Partenaires