ስስራሕ ዘውህብ ስልጠና ንምውሳድ
ምስ ቲሰዩኽ ኣቨኒኽ Tisseurs d'Avenir

ስስራሕ ዘውህብ ስልጠና ንምውሳድ

ምስ 
ቲሰዩኽ ኣቨኒኽ Tisseurs d'Avenir

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ17 nov. 2022

እንታይ ኢዩ?

ን ስደተኛታት መንእሰያት ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ዘለዉ 29 ዘለዉ ዘሰልጥን መደብ

  • ናይ ቋንቋ ፈተንሳ ትልህርቲ ን፣ ዲጂታል ፣ ስራሕ ኣደላልያ ጥበባት ምፍላጥ
  • ዝተፈላለዩ ክእለታትት ናይ ናይ ሬስቶራንት ምልላይ
  • ሓደ ስራሕ ኣብ መወዳእታ ስልጠና ምርኻብ።

ንመን ኢዩ ፧

ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ግዜ
4 mois
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ

18 ኣዋርሕ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ግዜ
4 mois
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ

18 ኣዋርሕ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

እዛ ሓሳብ ባዶ ኢያ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ተመዝገቡ

ኣብ መስመርብ le formulaire d'inscription.

ን ሰራሕተኛታታ ማሕበራዊ ኣሀልግሎት ፣ ብ ኣሲስታንት ሶሻልኩም ተመዝገቡ

-ብመገዲ "Mon emploi ma formation" ናይ ሆቴለሪ ስርሓት (ቁጽሪ : 44977)

- ን መገዲ "AUDEF" pour Pôle emploi ·

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Weavers France

Weavers France