ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ስልጠና ቋንቋ ን ወጻእተኛታት

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ 
ስልጠና ቋንቋ ን ወጻእተኛታት

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ30 mars 2022

እንታይ ኢዩ?

ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ ብ ነኣሽቱ ጉጅለታት ን ወጻእተኛታት ' ኒመስ ጋርድ' Nîmes (Gard).

3 ደረጃታት :

  • A1 ፈለምቲ (ጉጅለ ክሳብ 5 ሰባት )
  • A2 ካልኣት ደረጃ ፈለምቲ (ጉጅለ 5 ሰባት)
  • B1-B2 (ኣብዚ ጉጅለ 10 ሰባት)

i ኣገዳሲ ሓበሬታ : 1:30 ሰዓት ኣብ ሰሙን፣ ካብ መስከረም ክሳብ ሰነ.

ን ኣቐዲሞም ቋንቋ ፈረንሳ ዘይዛረቡ ሃገራት ንዝመጽኡ፣ ንጡፋት ፣ ኣብ ምስላይ ስራሕ ዝተመዝገቡን ምስ ዝኾኑ ፣ ተበግሶ ዘለዎም፣ እንተኾይኖም ይምረጽ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 15 ዕድመ
ግዜ

ካብ 3 ክሳብ 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
360
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

30 - Gard

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 15 ዕድመ
ግዜ

ካብ 3 ክሳብ 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
360
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

30 - Gard

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደ ተመኩሮ ዘለዎ ማሕበር

ማሕበርና ፣ ናይ 20 ዓመታት ተመክሮ ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ብቕዓት ዘዋህለለ እዩ

እቲ ውህሉል ናይ C p f ሕሳብኩም አጠቒምኩም ክትሳተፍዎ ትኽእሉ ኢኹም

እዚ ማሕበር labélisée Qualiopi.ማለት እቲ ስልተና ብ (CPF) ክኽፈል ይኽእል እዩ።.

ብ ቋንቋ ፈረንሳ ክትምዕብሉን ሓደሽቲ ሰባት ክትላለዩን

ኮርስ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ እናወሰድኩም ፣ ምስ ደቂ እታ ከተማ ተላለዩ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምስ ሜዞን ደ ኤውሮፕ ርክብ ምግባር Maison de l'Europe

  • እመኢል : info@maison-europe-nimes.eu
  • ቴለፎን : 04 66 21 77 50
ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Maison de l'Europe de Nimes

Maison de l'Europe de Nimes