ኣማኻሪ፣ ወይ ሓጋዚ ምርካብ
ምስ Refugee Women Mentorship Initiativeብሳላ ን ስድደተኛታት ደቀንትዮ ዝጣበቕ ማሕበር
እንታይ ኢዩ?
ሓደ ኣሰናይነት ወይ ምትሕብባር ን ስደተኛታትን ሓተትቲ ኦኡቕባን ደቀንስትዮን፣ እብ ኤውሮፕ ስራሕ ዝረኽባሉ ባይታ ንምጥጣሕ
ኣብዚ መደብ እዊ ዝሳተፋ ደቀንስትዮ፣ ውልቃዊ ሓበሬታን ምኽሪን ብ ሰብ ሞያ (ኣማኸርቲ) ክረኽባ ይኽእላ፣ እዚ መደብ እዚ ብ ኣኣብቲ ዓውዲ ፍሉጣት ዝኾኑ ሰብ ሞያ ይትግበር።
እታ ኣማኻሪት ን ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ምስ መረጸት፣ንዕኣን ካብ 4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ (እንተወሓደ 6 እዋን ብምርካብ ተሰንያ። )
እንተን ደቀንስትዮ ኣብ ዝመረጽኦ ዓውዲ፣ ዝምልከት በዓል ሞያ ክጠልባ ይኽእላ እየን ። ናብነይ ፣ ኣብ ምቛም ትካላት ኣብ ማሕበራዊ መድያ ወዘተ።
i ኣገዳሲ ሓበሬታ
እቶም ትካላት : ናይ ስራሕ ምፍጣር ተእእሎ ኣየውህሱን እዮም ።እንታይ ደኣ ይፍትኑ እምበር።
ኩሉ ዝርዝር ሓበሬታ ኣብዚ ወብሳይትና ብ (ቋንቋ እንግሊዝኛ) ምርካብ ይከኣል
https://place-network.org/refugee-women-mentorship-initiative/
ንመን ኢዩ ፧
4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ምስ ዝዓብዩ ትካላት ምርኻብ
ብ ሳላ ናይ ስደተኛ ደቀንስትዮ ምትብባዕ ዝነጥፍ መአደብ፣ ምስ ተሻረኽቲ ኣካላት ከም ኣኒ፣ Accenture, L’Oréal, Adecco Group, Pepsico, Pfizer, Randstad, Manpower ን ካልኦትን ፣ እቶአን ስደተኛታት ደቀንትዮ ናብ ናይ ሞያ ዓለም ክጽንበራሉ ዝኽእላ ስልተና ናይ ምርካብ ደገፍ ይረኽባ።
ውልቃዊ ናይ ኣሰናይነት መደብ ምርካብ
ነፍስወከፍ ስደተኛ ጓል ኣንስተይቲ፣ ብ ሞያዊ ኣሰናይነት ናይ ምርካብ መሰል ይህልዋን ኣብ ናያ ውልቃዊ ናይ ስራሕ ዓውዲን ምስ ዝነጥፋ ትካላት የላልያን።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ናይቲ መደብ ተሳተፍቲ በብ እብረ ምጓስም
- ነቲ ቀጥዒ ብ እንግሊዝኛ ወይ (ብፍረንሳ ምምላእ ) (
- ብ ምቕጻል ነቶ መድደብ ዘሰላስሉ ሰባት ርክብ ምግባር መደብ ምውጻእ
- ምእንቲ ኣብቲ መድደብ ምኽሳብ ክከኣል ፣ ናይ ፈለማ ብኣካል ርክብ ምክያድ።
- ድሓር ብቐጻሊ ዘራኽብ ነይ ሓባራዊ መድደብ ምሕንጻን
i ኣገዳሲ ሓበሬታr እተን ነዚ መሕተት ዝመላኣ ደቀንስትዮ ንቐጥታ ይምረጻ ማለት ኣይኮናን፣ እንታይ ደኣ ብ ምርጫን ፣ ኩናታትን ናይተኦም ሰብ ሞያ እዩ ዝውሰን፣ ሓደ ሓደ እዋን እቲ መስርሕናይ ኣዋርሕ ምጽባይ ዝሓትት እውን ክኸውን ይኽእል እዩ።.
እቲ መሕተት ቀጥዒ ብ እንግሊዝኛ ይመላእ
እንተደኣ ነቲ መደብ ክትሳፋ ደሊኽን ኣብዚ ጠውቓ ici
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ መሕተት ቀጥዒ
ኣብዚ ጠውቓ ici