ናይ ስራሕ ቃለ መሕተት ምድላው ምግባር
ምስ ኣብ ኤክስ ፕ ሎራማ EXPLORAMA
ናይ ስራሕ ቃለ መሕተት ምድላው ምግባር
ምስ ኣብ ኤክስ ፕ ሎራማ EXPLORAMA
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 11 août 2022
እንታይ ኢዩ?
ን 12 ሰዓታት ወርክሾፕ ናይ ሞያዊ ኣገባብ ናይ ስራሕ ኢንተርቪው ምግባር መዳለዊ ልምምድ ንምግባር ዝሕግዝ ምቅርራብ ።
ዕላማ :
- ብቕዓትካ ምፍላጥ
- ውልቃዊ ፕሮጀክትኻ ምግላጽ
- ሞያዊ ስምዒት ንምሕዳር
- ምቅርራባዊ ደጋፍ ንቃለ መሕተት ምሃብ..
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ን 12 ሰዓታት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
35 - Ille-et-Vilaine
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
ን 12 ሰዓታት
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
35 - Ille-et-Vilaine
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ዝተፈላለየ ስልጠና ንምድህሳስ
ኣብ ኣከባቢኹም ዘሎ ናይ ስራሕ ዕድላት ምፍታሽ.
ኣብ እዋ ቃለመሕተት ንስራሕ እንታይ ክበሃል ከም ዘለዎ ምፍላጥ
ውልቃዊ ብቕዓት ምልላይ
ኣብ ምልልስ ዝሕግዝ ሓደ ሞያዊ ሓገዚ ምርካብ
ኣብ ቅድሚ ሓደ፣ ናይ ስራሕ ቃለ መጠይቕ ዝገብር ሰብ ፣ ነብሰምትእምማን ምሕዳር
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና ብ : 02 23 25 05 80
ብ ኦመይል : infrep35@infrep.org
እዚ ዎርክሾብ 4 ፍርቂ መዓልታት ጥሪ ለካቲትን መጋቢትን 2023 ይወሃብ
ቆጸራኹም ምስ
INFREP "Immeuble Pentagone I"
6, rue de Belle-Ile
35760 SAINT-GREGOIRE
ይኹን
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ