ምስ ንኣሽቱ ህጻናት ንምስራሕ፣
ምስ ሜዞን ዱ ባ በልቪል (Maison du Bas Belleville ) ዝበሃል መደብ፣
እንታይ ኢዩ?
ሓፈፈሻዊ ብቅዓት ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ሕሳብ፣ ኣናሃበ ናይ ምስ ቆልዑ ምስራሕ ዘኽእል ፕሮጀችት ንምህናጽ እዩ ዕላማ ናይ እዚ ስልጠና እዚ።
እዚ እናተመሃርካ ዝውሰድ ትምህርቲ እዚ፣ ነቲ ሞያ ዝሕግዝ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፍሉይ ስልጠና ናይ ንባብ( ምጽሓፍን ከምኡ እውን ኣብ ዕቤት ህጻናትን ሓፈሻዊ ሕብረተሰባህላዊ) ስልጠና።
ዕላማታት
ምስ ንኣሽቱ ህጻናት ንምስራሕ ምኽኣል
ኣብቲ ዓውዲ ዘተኮረ ስልጠና ምርካብ
ናይ ቀዳማይ ረድኤት ስልጠና ዘካተተ እውን እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ናይ ባንኪ ሕሳብ (Compte bancaire)፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
ን 4 ኣዋርሕ
6 mois
ናይ ባንኪ ሕሳብ (Compte bancaire)፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
ን 4 ኣዋርሕ
6 mois
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ኣብ ሰሙን ን 13 ሰዓታት ዝኣክል ናይ ስልጠና እዋን ምሕላፍ።
ብሓፈሻዊ ብቅዓት ኣብ ቋንቋ ፈረንሳን ምስ ቆልዑ ንምሰራሕ ዘኽእልን ናይ ምጽሓፍን ሜላታት (ቴክኒካት) ይወሃብ፣
ናይ ደልፍ (DELF): ክእለት ቋንቋ ፈረንሳይ ከምዘመሓየሽኩም ዝገልጽን ዝምስክር ወረቐት (ሰርትፊኬት) ይወሃበኩም፣
ከምኡ እውን ናይ ሕሳብ ትምህርቲ ስልጠና ክትወስዱን ተጠቀምቲን ክትኮኑ ኢኹም።
ነቲ ምስ ህጻናት ዝግበር ስራሕ ምድህሳሱን ኣቐዲምካ መጽናዕቲ ምውሳድን።
ነቲ ናይ ስራሕ ቦታ ከም እትበጽሑ ይግበር።
ኣብ እዞ ዝስዕቡ ናይ ስራሕ ልምዲ ከም ዝህልወኩም ይግበር
- ክንክን ህጻናት
- ምምሃር ንኣሽቱ ቖልዑ
- ኩለንተናዊ ናይ ብህጻናት ክንክን
ናይ ቀዳማይ ረድኤት ስልጠና ምርካብ፣
ቀዳማይ ደረጃ ፐ ኤስ ሰ ቁጽሪ ሓደ 1 (PSC1) ምክልኻል ሓደጋን ምሕላው ድሕነት ህጻናትን ፣ ከምኡውን ናይ ንኣብነት ንሓደ ልቡ ሰተት (réanimation cardiaque) ኢልዎ ሃለዋቱ ንዘጥፍአ ሰብ፣ ዝወሃብ ግዝያዊ ሓገዝ፣ ከይተረበሽካ ክትሕግዝ ምኽኣል ወዘተ ዝዓለመ ስልጠናታት ፈተና ከምትወስዱ ይግበር።
ምስ ንኣሽቱ ህጻናት ንምስራሕ ምኽኣል፣
- ፍሉይ ኣፍልጦ ብዛዕባ ኣመጋግባን ዕቤት ህጻናትን ክህልወኩም እዩ።
- ብዛዕባ ማሕበራውን ባላውን ብዝምልከት ንዝለዓሉ ሕቶታት ማለት ካብ ዓሌታዊ ኣፈላላይ፣ ካብ ሃይማኖትን፣ ካብ ጾታዊ ፍልልያትን ሓራ ዝኾነ ርድ ኢትን ካብ ከም ኡ ንዝ ኣመሰሉ ሕቶታትን ዝምልስ ፍታሕ ንምርካብ ስልጠና ክወሃበኩም እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ዝቕጽል ስልጠና መዓስ ከምዝኾነ ንምፍላጥ ተወከሱና፣
ንኣኑሽካ ካሙሻን (Anouchka Comushian) ዝተባህለት ኣወሃሃዲ/ት እቲ መደብ ተወከሱ
ናይ መርበብ ሓበሬታ መልእኽቲ መቐበሊ ኣድራሻና linguistique.belleville@groupe-sos.org ማለት ኢመይልና እዚ ዝስዕብ እዩ፣
በዚ ዝስዕብ ቑጽሪ ስልክና 06 42 59 45 17 እውን ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፣