ኣብ ምድላይ ስራሕ ዘሳሊ ምርካብ
ምስ ማሕበር ሂማኒቲ Humanity
ኣብ ምድላይ ስራሕ ዘሳሊ ምርካብ
ምስ ማሕበር ሂማኒቲ Humanity
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 29 mars 2022
እንታይ ኢዩ?
ብውልቃዊ ኣሳላይነት ገጽን ንገጽ ብምርኻብ ፣ሓደ ፍሉይ ምኽሪን ኣብ ምስኳዕ ናይ ስራሕ ዓለም ምስታፍ
ናይ ሕሉፍ ተመክሮኹም ኣብ ግምት ዘእተወ ናይ ስልጠና መደባት ነሳልጥ ።
ኣብ ምድላይ ስራሕ፣ ,ብ ደፓርትመን ት (Saône-et-Loire). ምስ ዝርከቡ ትካላት ምርኽብ።
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ኣገዳሲ
ዘድሊ ዶክሜንት ካርድ ናይ ነባርነት ፣ ወይ ካርድ ሰጁኽ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
71 - Saône-et-Loire
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ኣገዳሲ
ዘድሊ ዶክሜንት ካርድ ናይ ነባርነት ፣ ወይ ካርድ ሰጁኽ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
71 - Saône-et-Loire
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ቀስ ብቐስ ዝኸይድ ዝልጠና
ክሳብ ዘድልየኩም እዋን ከነሰንየኩል ኢና.
ናይ ምምሕዳራዊ ወረቐት ምጽፋፍ
ኣብ ጎድንኹም ብምዃን ፣ ኣብ ምድላይ ስራሕ ንክተሓጋገዘኩም ኢና፣ ከምኡ እውን ዲፕሎም ዝትርጎመሉ ባይታ ምጥጣሕን ፣ ኣብ ምትርጓም መዓልታዊ ድሌትኩም ከነማልእ ኢና።
ስራሕ ብኸመይ ከም ዝድለ ክንሕግዝን ኢና
ኣብ ርእሰ ምትእምን ኣድሂብና ንሰርሕ , CV ን ናይ ተበግሶን ደብዳቤ ንጽሕፈልኩም
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ምስ ማሕበርና ተራኸቡ
ን ቴለፎን 06 33 75 02 48 pour
እውን ናብ 58, rue de la loge – 71300 Montceau-les-Mines ብምምጻእ ቆጸራ ውሰዱ
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ