ኣእብ ሬስቶራንት ንምስራሕ ዘኽእል ሰልጠናን ሓበሬታን ምርካብ
ምስ ኣብ Refugee Food Marseille

ኣእብ ሬስቶራንት ንምስራሕ ዘኽእል ሰልጠናን ሓበሬታን ምርካብ

ምስ 
ኣብ Refugee Food Marseille

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ21 juil. 2022

እንታይ ኢዩ?

እቲ ናይ ስልጠና መደብ እዚ ፣ Refugee Food ዝተዳለወ ኾይኑ፣ ን ኣብ እቲ ዓውዲ እቲ ዝነጥፉ ስደተኛታት፣ ስራሕ ንምርካብ ንምሕጋዝ ዝዓለመ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን ሓደ ዓመት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን ሓደ ዓመት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ን ሞያኹም ከተሰልይጥኑ ምእንቲ

ን ነፍሲ ወከፍ ተሳታፋይ፣ ኣብ ተመክሮኦም ዘድሃበ ናይ ስራሕ ልምዶም ንከካዕብቱ ንጸቅጥ፣ድሌታቶም ንኸለልዩ። ንኽነቓቕሑን ከምኡ እውን ናብ ስራሕ ዘቕንዐ ከም ዝኸውን ነዳሉ። ኣብቲ ምሳና ዝገብርዎ ጽንሒት ድማ ተረባሕቲ ከም ዝኾኑ ንገብር።

ንስራሕ ዝሕብር፣ ሓበሬታ ስልጠና፣ ሰብ ሞያን ናውቲን ንቕርብ

እቶም በቲ ሞያ ክቕጽሉ ዘይደልዩ ድማ፣ ካልእ ስልጠና ከም ዝረኽቡ ንሕግዝ።

ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ፣ ንስደተኛትታ ኣብ ማርሰይ ንዝርከቡ፣ ምስ ዝተፈላለዩ ማሕበራት ብምትሕብባር ንህብ።

  • እቶም ሞያውያንና ን ስራሕ ዝደልዩ ሰባት ኣብ ክሽነ ዝዓለመ ስልተና ክህቡን፣ ከምኡ ኣብ ማኽሰይ ከምኡ ኣውን Bouches du Rhône ይህቡ።

Des ateliers complémentaires (CV, droit du travail...)

ከምኡ እውን እዚ ምድላው ቺቪን ናይ ስራሕ መሰላትን ዝኣመሰሉ ተወሰኽቲ ሓገዝቲ ኣገልግሎታት ይህብ።

ማሕበርና፣ ኣብ መደባቱ ዝተፈላለየ መደባት ብምድላው ክተሓባአረኩም እዩ።cv ኹም ብምሕዳስ። ናይ ንኣሽቱ ትካላት ወነንቲ ከም እትኾኑ፣ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ናይ፣ ምግቢን ስራሕን፣ ከምኡ እውን፣ ናይ ስራሕ መሰላት፣ናይ ስራሕ ቃለ መጠይቕ ልምምድን ፈተናን የደሉ፣ ናይ ቀዳማይ ረድኤት ስልጠና ይህብ።

ናይ ስራሕ ምርካብ ኣሰናይትነትን ደገፍን ንምህርካብ

ነፍሲወከፍ ሰልጣናይ፣ ን ክልተሰዓታት ኣብ ወርሒ ብ ጠቕላላ 12 ቆጸራታት ብምርካብ። ዕላማ ናይዚ ናይ ስራሕ ቆጸራታት እዚ። ድማ ንስራሕ ንምድላው ዝዓለመ እዩ።ብፍላይ ብዛዕባ ምርካብ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ከም እኒ ገዛ፣ ከምኡ ኣውን ማሕበራዊ ኣገልግሎት፣ ናይ ጥዕና መሰላት፣ ናይ ምምሕዳኣራዊ ወረቃቕቲ ምስላጥ። ምጽናሕ ቆልዑን መጓዓዝያን ንምርካብ ወዘተ

ስራሕ ናይ ምርካብ መሰነይታ ሰባት ምርካብ

ሰልጠንቲ ቀዋሊን ግዝያዊ ስራሕ ንኽረኽቡ CDI, CDD ፣ ከምኡ እውን ስራሕን ትምህትሪን ዘመቓርሐ contrats d’alternance, ወይ እውን ዝነበረካ ልምዲ ኣብ ምምላስ ማለት SIAEከምኡ እውን PMSMP ብምትሕብባር፣ ን ስደተኛ ኣብ ቴስቶራንት ንኽሰርሕ ፣ምግባር እዩ ዕላማና።

i

ኣገዳሲ ሓበሬታ Refugee Food፣ ዝተፈላለየ ኣብቲ ዓውዲ ዝነጥፉ ሰባት፣ ምስ ሰብ ትካላት ወይ ሓለፍቲ ከራኽበኩም ይኽእል እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ንዝያዳ ሓበሬታ ርኸቡና

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Refugee Food

Refugee Food