ከም ሸቃጦ ወይ ነጋዶ ተቖጺርኩም ክትሰርሑ ንእትልዩ ዝምልከት ስራሕ
ምስ ኢች ዋን (each One ) ምስ እተባህለ ትካል፣

ከም ሸቃጦ ወይ ነጋዶ ተቖጺርኩም ክትሰርሑ ንእትልዩ ዝምልከት ስራሕ

ምስ 
ኢች ዋን (each One ) ምስ እተባህለ ትካል፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ1 août 2022

እንታይ ኢዩ?

ኣብ ትካል ናቱራልያ NATURALIA ን 3 ወርሒ ምስ መሃይኡ ኣብ ኢልደፍራንስ፣19 መስከረም 2022 ኣብ (Rungis 94150).

ኣብ እቲ NATURALIA.ዝበሃል ድኳን ኣብ ምድርዳር ናብ መሸጣ ዝበጽሑ ነገራት ዘተቓልለ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 3 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 3 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ስሉጥ ስልጠና ምስ ክፍሊቱ ምርካብ፣

እናተኸፈልኩም እትስልጥንሉ

ሞያ ምምሃር

ሞያ ናይቲ ንግዳዊ ሰራሕተኛ ክትመሃሩ ኢኹም።

ሞያዊ ተመኩሮ ዘለዎ

ኣብ ድኳን NATURALIA ናይ ምጥላቕ ልምምድ ክህልወካ እዩ (ኣብ መወዳእታ ናይቲ መደብ ብውዕል ስራሕ-መጽናዕቲ ንምቑጻር ዝዓለመ)

ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽ

እዚ ስልጠና እዚ ደረጃ ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ከተመሓይሽ የኽእለካ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከተማልኡ ኣለኩም፣

- ወረቐት ወይ ቪዛ ናይ ስራሕ ክህልወኩም ኣለዎ፣፣

- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም(A2 ) ዝበሃል ደረጃ ክህልወኩም ይግባእ።

- ኣብ ፖለምፕምዋ ዝተመዝገብኩም ምዃን

ኣዝየን ወሰንቲ ዝኾና እዚ ስልጠና ዝካየደለን ወይ ዝወሃበለን ዕለታት፣

- ሓባራዊ ኣኼባ ዝካየደሉ 29 ነሓሰ 2022

- ስልጠና ዝጅመረሉ 7 መስከረም 2022

-ስራሕ ዝጅመረሉ ዕለት ድማ 19 መስከረም 2022

ብኸመይ ንቑጸር ወይ ሕጹይነትና ናብዚ ስራሕ ነቕርብ፧

ኣብዚ ናይ መርበብ ሓበሬታ ኣድራሻና ምቕጥታ ምምዝጋብ ይከኣል፣

cliquant ici

ሕቶ እንተለኩም ሕተቱና፣

ሕቶታትኩም ንምምላስ ኣብዚ ኢመይል ድሉዋት ኢናሞ ሕቶታትኩም ጸሓፉልና፥ info-formation@eachone.co

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

each One
each One

Partenaires

NATURALIA
NATURALIA
Pôle emploi
Pôle emploi

Responsable

each One

each One

Partenaires

Pôle emploi

Pôle emploi