ቐሊልን ብነጻን ፣ መደቀሲ: መግቢ ወይ ቡን፣ ኣብ ሓደ (ማሕበራዊ መርበብ) ምርካብ
ምስ ቤድ-ፉድኮፊ "BedFoodCoffee"
እንታይ ኢዩ?
Bed Food Coffee ኣብ 1901ዝተመስረተ፣ ገባር ሰናይ ማሕበር ኮይኑ
ዕላምኡ ድማ ፣ ን ክድርበ ዝሓሰበ ምግቢ ብምእካብ ንውጹዓት ሰባት ብምዕዳል ማሕበራዊ ምትሕግጋዝ ምምዕባል እዪ።
Bed Food Coffee ብ ክልተ ኣፕሊኬሽናት ድማ ኣገልግሎት
ህይብ።
- une application
Mobile እቲ ሓደ ኣብ ios ን android (ብነጻ ወይ ብ ሓውሲ ናጻ ) መሰረታውያን ዝኾኑ ነገራት ናይ ህይወት
ማለት፣ መግቢ መደቀሲን (ኣብ ህዝባዊ ቦታ ) ምር
- ብ application Web ድማ ብ ቐሊልን ነጻን ዝኾነ ብ ነጻ
ዝርከቡ ማሕበራዊ፣ ምትዕድዳማት ከም እትርከቡ ይገብርን ፣ ከምኡ እውን መደቀሲ፣ ምግቢን :ቡንን (ኣብ ህዝባዊ ቦታ ) ንምርካብ ይሕግዝን።
ንመን ኢዩ ፧
ኢመይል፣ ናይ ኢንተርነት ኮነክሽንን ምህላው የድሊ፣
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ኢመይል፣ ናይ ኢንተርነት ኮነክሽንን ምህላው የድሊ፣
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ንምጥቃሙ ኣዝዩ ቀሊልን ከም ኡ ድማ ናይ ነጻ ዝኾኑ ዘክይፈሎም ኣገልግሎታት ጥራይ እዩ ዝቕርብ፣
- እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ንምጥቃሙ ኣዝዩ ቀሊልን ከምኡ ድማ ናይ ነጻ
- ኣብቲ እንነብረሉ ኣካባቢ ዝርከቡ ናይ ነጻ ዝኾኑ ዘክይፈሎም ኣገልግሎታት ክንረክብ ይሕግዝ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ነዚ ኣፕሊኬሽን ናብ ስልክኹም ንኽትጽዕንዎ ብነጻን ዘይክፈሎን ኣገልግሎት እዩ፣
ኣብ ምባይል፣ : ነቲ ኣፕሊኬስን ዳውንሊድ ብንምግባር ክጥዕመኩም ኢመይል ይሃልኹም። ብድሕሪኡ፣
ብድሕሪኡ ደኣ ነጻ ዝኾነ ኣገልግሎት ኣብ ጥቓኹም ብምርካብ ተጠቐምሉ
ኣብቲ Web ሳይት : ኣብ እዚ ወብሳይት ናይቲ ማሕበር ብምኻዝ ፣ ኣብ ኣከባቢኹም ዝርከብ፣ ማሕበራዊ ምትእኽኻባት ክሰብሉ