ምዑቋብ ንሓደ ወይ ሓንቲ ስደተኛ።
ምስ መደብ ምጽላል 'ምዕቋብ ዜጋታት'

ምዑቋብ ንሓደ ወይ ሓንቲ ስደተኛ።

ምስ 
መደብ ምጽላል 'ምዕቋብ ዜጋታት'

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ8 avr. 2022

እንታይ ኢዩ?

እታ ሃገርን እቲ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያትን፣ ኣብዚ ጉዳይ እዚ ብዕቱብ ክተሓጋገዝኹም ይኽእሉ እዮም።

እምበኣር ንዑ እምበኣር ነቲ ጻውዒት 'ናይ ሓባራዊ ናብራ ምትሕግጋዝ' ንምትግባር ዕዉታት ኮይንኩም ነቲ፣ ወኪል ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት፣ ንምጽላልን ኣሰለጥቲ ምርካብ መንበሪ ገዛ (Dihal)ን ምእንጋድ ንምዕቋንብ ሓደ ውይ ሓንቲ ስደተኛ ኣብ ቤትኩም ኣዕቁቡ፣ ክሳብ ምርካብ ዝጣጥሓሉ።

ምዕቋብ ምዕራፍን ሓደ ስደተና ኣብ ገዛኻ፣ ጎኑ ዘዕርፈሉ መደቀሲ ምክፋል ጥራይ ኣይኮነን፣ እንታይ ደኣ፣ ንዳህራዩ ምስ ማሕበረሰብ ፈረንሳ ንምውህሃድ ዘኽእሎ ቋንቋ ፈረንሳ ብቐጻሊ ከም ዝለማመድ ምሕጋዝን እውን እዩ።

እዚናይ ምጽላልን ምዕቋብን ንኹሉ ክሳተፍ ዝደሊን ክእለት ዘለዎን ክፉት እዩ። እቲ መጽለሊ ድማ ዝተፈላየ ኣብ ዝዓይነቱ መንበሪ ክከውን ይኽእል። እቲ ቤቱ ንምክፋል ወለንተኛ ዝኸውን ሰብ፣ እቲ ናቱ ውልቃዊ ሓበሬታ ብዝምልከቶ ኣካል ጥራይ እምበር ንኹሉ ኣይንገርን፣ ምእንቲ እቲ መስርሕ ናይ ምትሕግጋዝ ብዘይዕንቕፋት ክሰላሰ።

! ኣገዳሲ ሓበሬታ

ከም ኣዕቋቢ መጠን፣ ፍሉይ ማሕበራዊ ማዕረጋት ኮነ ናይ ስራሕ ወይ ሓላፍነት ሓለፋታታ ኣይውሰኸኩምን እዩ። እቲ ዕማላ ሓደ መርበብ ንምዕባሌ ሓደ ሰብ ምስ ሕብረተሰብ ኣብ ምውህሃዱ ብዝበለጸ መገዲ፣ ናትካ ግዘ ምጽዋት ምዃኑ ምርዳእ ኣገዳሲ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ህይወት ስደታኛ ዕዉት ንኽኸውን ምእንቲ ተሳተፍን ወይ ተሓባበር፣

ንስደተኛታት ኣብ ቤትካ ምዕቋብ ግዝያዊ ሰናይ ተግባር ምዃኑ ዘይምርሳዕ። ምኽንያቱ ድሕሪ ገለ እዋናት ንሳቶም እውን: ምሉእ ብምሉእ ነብሶም ኽእልሉ ስራሕን ክሳተፉ እዮም። እቲ ጸገማቶም ግዝያዊን ሓላፊን እዩ።

ንባህሊን ቋንቋን ፈረንሳ ንምፍላጥ ንምህድህሳስን ኣኽስቦ ።

ናትካ ሓገዝ ከም፣ ሓደ ናይ ፈረንሳን ባህሊን ቋንቋን እትፈልጥ ሰብ መጠን፣ ንዕኡ ኣብ ምምዕባልን ምምላኽን ቋንቋ ፈረንሳ፣ ስለ እትሕግዞ ብሳላኻ ፣ ትብዓት ጌሩ ንቋንቋን፣ ባህልን ወግዒን ፍረንሳ ኣብ ምውህሃድ ክሕግዞ ምዃኑ ዘይከሓድ ሓቂ እዩ።

ምስኡ ደስ ዝብል ምዉቕ እዋን ሕውነት ኣሕልፍ፣ ምስ ሓደስቲ ሰባት እውን ኣላልዮ።

ኣብ መደባት ናይ ምዕቋብ ዜጋታት ዝካየድ ኣጋጣሚታት ምስታፍ፣ ምስ ሓደሽቲ መጻእቲ ከም ትላለዩ ክገብረኩም ይኽእል፣ ሓደሽቲ ሰባትን ካብ ናይ መዓልታዊ ንጥፈታትኩምን ልምድኹምን ፍልይ ብዝበለ መልክዕ ትላለይዩ። ከምኡ እውን ምስኦም ምስ እትነብሩ ፍልይ ዝብለ ኣጋጣሚ ናይ ናብራ ካብቶም እተዕቁብዎም ሰባት ዝርከብ ናይ ፍልጠትን ባህሊን ካን ካልእ ቋንቋ፣ ኣሰራርሓ መግቢ፣ ሙሲቃ ባህሊን እውን ክትከስቡ ኢኹም።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ሓደ ኣብ ጥቓኹም ዘሎ ፣ ትካል ወይ ምምሕዳር ተወከሱ

ምስዚ መደባት ዝኸይድን ፣ ምሳኹም ዝሰማማዕን ኣብ ጥቓኹም ዘሎ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ እትርእይዎ ዘለኹም ካርታ ተዓዘቡ።

ኣብ ሓንቲ ድማ መሪጽኩም ጠውቁ፣ ከምኡ ምስ ገበርኩም ኣድራሻ ናይ እቲ ናይ እቲ ዝምልከቶ ትካል ክትረኽቡ ኢኹም።

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1268 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
18እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Ministère de l'Intérieur
Ministère de l'Intérieur

Partenaires

Délégation interministérielle à l'hébergement et à l'accès au logement (Dihal)
Délégation interministérielle à l'hébergement et à l'accès au logement (Dihal)
Délégation interministérielle à l'accueil et à l'intégration des réfugiés (Diair)