ኣብ ህንጻዊ ስራሕ ንምስራሕ፣ዝወሃብ ስልጠና
ምስ ኣብ ኣባጅ Abajad

ኣብ ህንጻዊ ስራሕ ንምስራሕ፣ዝወሃብ ስልጠና

ምስ 
ኣብ ኣባጅ Abajad

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ19 janv. 2023

እንታይ ኢዩ?

ን ኣብ ህንጻዊ ስርሓት ንዝሰርሑ ሰባት ዝዓለመ

ምፍላጡ ዘገድስ!

ንሓደሽቲ መጻእቲ፣ ነበርቲ ኣብ 92 (Hauts -de seine) ኣብ ቋንቋ ጸገም ዘለዎም፣ ኣብ ህንጻዊ ስራሕ ንኽሳተፉ ዝደልዩ ንዝዓለመ እዩ፣

  • እዚ ስልጠና ብክለሰ-ሓሳብ ማለት
  • እቲ ግብረዊ መደቡ ድማ እዚ ዝስዕብ ነገራት ምግባር የፍቅድ
    • conስልጠናን ናይ ድሕነት ኣብ ስራሕ
    • ከምኡ ውን መግለጺ ብዛዕባ ህንጻዊ ስርሓት
    • ኣፍልጦን ፣ ገለ ናይ ተግባራዊ ኣሰራርሓ ናይ ቴክኖሎጂን (ኣነዳድቓን )
    • ከምኡውን ጥንቃቐ ናይ ኣከባቢን ዝዓለመ እዩ።

ን ኣብ ህንጻዊ ስርሓት ንዝሰርሑ ሰባት ዝዓለመ

ምፍላጡ ዘገድስ!

ንሓደሽቲ መጻእቲ፣ ነበርቲ ኣብ 92 (Hauts -de seine) ኣብ ቋንቋ ጸገም ዘለዎም፣ ኣብ ህንጻዊ ስራሕ ንኽሳተፉ ዝደልዩ ንዝዓለመ እዩ፣

  • እቲ ናይ ክልሰ ሓሳብ ዕላምኡ፣ ን ኣብ ህንጻዊ ዘገልግል ታላትን ሓገራግትን ንምፍላጥ ዝዓለም ኣዩ።
  • ኣቲ ናይ ግብራዊ ስራሕ ድማ :
    • ናይ ድሕነት ኣገባብ ምፍላጥ,
    • ሞያ ናይ ህንጻ ምልላይ
    • ገለ ናይ ስርሓት ህንጻ ስራሕ ምፍታን
      (ተነኮ ምህራም )
    • ኣገባብ ጥንቃቐ ናይ ኣከብባኢ ምጽናዕ

ናይ ዝቕጽል ዕለት ምዝገባ :

  • ካብ 20 ለካቲት ክሳብ 3 መጋቢት 2023
  • ካብ 2 ክሳብ 13 ጥቕምቲ 2023
  • ካብ 30 ጥቕምቲ ክሳብ 10ሕዳር 2023
  • ካብ 27 ሕዳር au 8 ታሕሳስ 2023

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ንኽልተ 2 ሰሙናት፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ንኽልተ 2 ሰሙናት፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ መወዳእታ፣ ዓላማታትና ንስራሕ ዝኸውን ስልጠና ምሃብ እዩ

  • ናይ ስራሕ ኣፍደገ "BTP" ህንጻ (ህንጻዊ ስርሓት) ክሰርሑ መገዲ ምፍጣር፣
  • ኣፍልጦን ናይ ስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ

ኣብ መዓልታዊ ናብራ ፣ ርእስኻ ምኽኣል

ናይ ስራሕ ልምዲ/ናብ ሞያዊ ብቕዓት ምዕባይ

ንስራሕ ምድላው

እቲ ስልጠና ንስራሕ ዝዳሎ እውን፤

  • ቃላትን ናይ ስራሕ ኮድን ምምሃር፣
  • ሲቪ ምጽሓፍ፣CV
  • ንቃለ-መሕትት ስራሕ ምድላው።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና !

ንዝያዳ ሓበሬታን ሕቶን

ናብ ማሕበር ኣባጃድ (Abajad) :

  • መራኸቢ ስልክና ወይ ቴሌፎንና፣ 06 28 25 81 20
  • ኢመይልና፣ hello@abajad.com

ዝምልከቶም ሰባት

  • እንተደኣብ ኣብ HAUTS-DE-SEINE (92) ነበርቲ ዝኾንኩም
  • : ስደተኛታት ፣ ናይ ዑቕባ መሰል ዘለኩም ሓደሽቲ መጻእቲ ፣ካርት ሰጁኽ ዘለኩም


ነቲ ቅጥዒ ምልኣዮ !

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
9 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Abajad

Abajad