ናይ ሓደ ስደተኛ ሰብ ኣባሊጋ ወይ ናይ ቀረባ ተሓታታቲ ምዃን፣
ምስ መደብ ምጽምባር ናይ ሞያዊ ሂወት ወይ ናብ ስራሕ ዓለም ምእታው (Insertion professionnelle)፣

ናይ ሓደ ስደተኛ ሰብ ኣባሊጋ ወይ ናይ ቀረባ ተሓታታቲ ምዃን፣

ምስ 
መደብ ምጽምባር ናይ ሞያዊ ሂወት ወይ ናብ ስራሕ ዓለም ምእታው (Insertion professionnelle)፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ1 déc. 2021

እንታይ ኢዩ?

ኣብ ምውህሃድ ስደተኛ (Insertion professionnelle)፣ ክትተሓጋገዝ ትደልዩ ሰባት ዲኹም ? መንግስቲ ሃገር ፈረንሳይን ሚኒስተሪ ውሽጣዊ ጉዳያትን፣ ነዚ ድልየትን ተበግሶን ከጽንዖን፣ እዚ ሓሳብ እዚ ኣብ ምትግባር ድማ ክተሓጋዝኹም እዮም።

፣ እዚ ድማ ንሓደ ስደተኛ ንምሕጋዝ ኣፍደገ ይኽፍተልኩም እዩ፣ ኣብቲ ዝገብርዎ ራኢታቶምን ሕልምታቶም ናይ ምግሃድን ናብ ናይ ሞያዊ ሂወት ወይ ናብ ስራሕ ዓለም ናይ ምእታውን ናይ ምጽምባር ጉዕዞኦም ተሳልጡሎም ኢኹም። ኣብ ፈረንሳ ዝገብርዎ ጉዕዞ ይወት፣ ኣብ ስራሕን ዓለም ናይ ምእታውን ብናታትትኩም ሞያዊ ብቕዓት ብምቕሳም ክትሕግዝዎም ትኽእሉ ።

እቶም ናይ ስፖንሰርሽፕ መደባት፣ ንኹሉ ክፉታት እዮም።

መንእሰያት፣ ተመሃሮ፣ ሰብ ሞያ፣ ኣባጽሕ ወዘተ። ንኹሉ ኣብ ስደተኛ ክተሓጋግዝ ንዝደሊ። እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ጉዳይ፣ እቲ ስፖንሰር ዝገብር ሰብ ነቲ ስፖንሰር ዝገበሮ ሰብ ብቐጻሊ፣ ከሰንዮን፣ ንሓላፍነት ከሰንዮ ንኣለዎ።

ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ፣

ንተራ ናይቶም ትራቫዮር ሶሲያል ዝበሃሉ ተሓጋገዝቲ ማሕበራዊ ሂወት ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ክትክኦ ከምዘይከኣል ክትርድኡን ኣለኩም። እንታይ ደኣ እቲ ምሳኻትኩም ዘሎ ውህብቶ ወይ ሞያ ተጠቒምኩም መጻኢ ሂወቱ ዝምስርተሉን ድማ እምነት የሕዲሩ ዝጎዓዘሉ መንገዲ ምፍጣርን ምጥጣሕን ዝዓለመ ተራ ክትጻወቱ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሞግዚት ወንስደተኛ ሕጉስ ኮይኑ ምስ ሕብረተሰብ ንኽጽንበር ምሕጋዝ፣

ነቲ ስደተኛ፣ብሳላ ሞግዚቱ ናይ ገዛእ ርእሱ ዓቕሚ ኣበራቢሩ ፣ርእሰ ተኣማምንነቱ ኣማዕቢሉ፣ ብቕዓትን ብ ርእሰተኣማማንነትን እናተሰምዖ ምእንቲ ክነብር ምሕጋዙ።

ሞያዊ ብቕዓትኩም ከተመሓላልፍሉ ምኽኣል፣

ንኽትሕግዝ ቃል ምእታው ማለት፣ ብሓደ ገጹ ናይቲ ሰብ ብተመኩሮ ዝቐሰምኩሞ ምትሕልላፍን እዩ፣ ብኸምዚ መገዲ ድማ። ኣገዳሲ ተራ ኣብ ሓባራዊ ህይወት ናይቲ ዝሕገዝዝ ስደተኛ ብቕንቖና ኣወንተዊ ተራ ትጻወቱ ኢኹም።

ኣብ ምምላኽ ቋንቋ ፈረንሳ ሓግዞ፣ ምስጢራት ናይ ስራሕ ኣርእዮ።

ምሳኦም ተዘራረቡ፣ ብቐጻሊ ተዛረቡ፣ ዝርራብ ቋንቋ ፈንሳ ምልከት፣ ከጥሪ ኣተባብዕዎ። ከምኡ እውን ኣብ መስርሕ ምፍጣር ስራሕ ከዐውቶ ዝኽእል ፍልጠትን ናይ ስራሕ ምስጢራትን ማለት ኮድ ደ አንትረፕሪሰ ተ ከተፍልጦ ጸዓሩ፣
መፍት ሕክፈተሉ።

ምጥራይ ሓደሽቲ መሓዙትን፣ ምምዕባል ባህላዊ መዳይ ኣወንታዊ ተራ ምጽዋት፣

ከም፣ ኣሞግዚት መጠን፣ ንዓኩም እውን ካብ ተደጋጋሚ ህይወት ፣ ፍልይ ዝበለ ሰብ ምልላይ ፣ ካብቲ ልሙድ ናይ ማሕበራዊ ዓንኬል ትወጽእ፣ ብኸምኡ ኸኣ ኢኻ ኣብቲ ድልዱል ናይ ሞግዚትነት ተራ እትዋጸት፣ ምስ ሓድሻ ባህሊ ትላለ፣ (ሙዚቃ ኣመጋግባ ታሪክን ወግዒን ክኸውን ይኽእል እዩ) እወ ምናልባት እውን ሓድሽ ቋንቋ ክትመሀሩ ዕድል ይህልወኩም ይኸውን።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምስ ኣብ ጥቓኹም ዘሎ ሓደ ትካል ተራኸቡ፣

በዚ ኣብ ታሕቲ እትርእይዎ ዘለኹም መሐበሪ ካርታ ኣቢልኩም፣
ኣብ ጥቓኹም ዝርከብ ነዚ ዘወሀህድ ኣካል ተራኸቡ።

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
20 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Ministère de l'Intérieur
Ministère de l'Intérieur

Partenaires

Délégation interministérielle à l'accueil et à l'intégration des réfugiés (Diair)
Délégation interministérielle à l'accueil et à l'intégration des réfugiés (Diair)
Direction générale des étrangers en France (DGEF)
Direction générale des étrangers en France (DGEF)

Responsable

Ministère de l'Intérieur

Ministère de l'Intérieur

Partenaires

Délégation interministérielle à l'accueil et à l'intégration des réfugiés (Diair)

Délégation interministérielle à l'accueil et à l'intégration des réfugiés (Diair)

Direction générale des étrangers en France (DGEF)

Direction générale des étrangers en France (DGEF)