ንሓደ ስደተኛ ቅኑዕ ምኽሪ ዝተሰነየ ሓገዝ ብኻልእ ዘራርባ ምወላ ወይ ኣባሊግነት ዝተሓወሶ ምስላይ ወይ ምርሒት ምህብ፣
ምስ ናይ ትምህርቲ መደባት ወይ ፕሮግራማት፣

ንሓደ ስደተኛ ቅኑዕ ምኽሪ ዝተሰነየ ሓገዝ ብኻልእ ዘራርባ ምወላ ወይ ኣባሊግነት ዝተሓወሶ ምስላይ ወይ ምርሒት ምህብ፣

ምስ 
ናይ ትምህርቲ መደባት ወይ ፕሮግራማት፣

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ29 oct. 2021

እንታይ ኢዩ?

እንተደኣ ንሓደ ስደተኛ ንኸተ አንግዱ ወይ ንኽትቅበልዎ መርሓባ ብምባል ቅሩባት ዲኹም፣ ብወለንተኝት፣ኣብቲ ንስደተኛ ናይ ምውህሃድ መስርሕ ንምቅላል ክትሕግዙ ፍቓደኛታት እንተደኣ ኾይንኩም፣ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ንኽሕግዘኩም ድሉው እዮም።

እዚ ፍሉይ ናይ ምትሕግጋዝ መደብ፣ ንስደተኛ ዝዓለመ ኾይኑ፣ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናይ ትምህርቱ ምሕጋዝን ኣብ ምምሃር ዝዓለመን እዩ።

ብዙሓት ተግባራት ፣ናይ ኣባሊጋዊ ን ሓገዝ ን ብፍላይ ንኣሽቱ ንመንእሰያትን፣ ሓደሽቲ መጻእቲን ምስ ሓድሽ ስደተኛታት ኣብ ምልልላይ ምስ ሓድሽ ኣሰራርዓን ቋንቋን ኣብ ምምላኽ ንምሕጋዝን እዩ። ኣብ ምምሃር ኮድ፣ ኣብ ናይ ትምህርቲ ኣብ ፣ ብቕልጡፍ ምምትሕግጋዝ፣ እዚ እዋን ናይ፣ ምምውህሃድ ይሕግዞ።

i

ክፍለጥ ዝግበኦ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር፣ እዚ መደብ እዚ ስራሕ ናይ እዞም ተሓጋገዝቲ ማሕበራዊ ጉዳያት ማለት ኣሲ ስታንት ሶሻል ቦታ ዝትክእ ኣይኮነን፣ እቲ ዕላማ እምበኣር ነቲ ዝሕገዝ ስደተኛ፣ ኣብ ቋንቋ ምምላኽን ኣብ ትምህርቱን ክስጉም ምግባርን፣ ኣብ ምምስራትን ምምዕባልን ጽቡቕ ርክባት፣ ዓቢ ተራ ምጽዋት ብሓፈሻ ኣብ ሂወቱ ክረኽቦም ዝግበኦም ሓለፋታት ምሃቡን፣ ሓለፋ ናይ ምሃብን ፣ ምሕጋዝን ዘጠቓለለ መደብ እዩ።።

ንመን ኢዩ ፧

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 16 ዕድመ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ንሓደ ስደተኛታ ቋንቋ ፈረንሳ ክመልኽ ክኽእል ምሕጋዝ።

ብስሩዕ፣ ምስ እቲ መዋሊ ስደተኛ ዝኾነ ሰብ፣ ምክትታልን ኣብ ምምዕባል ቋንቋ ፈረንሳ ምምዕባል፣ኣብ መዓልታዊ ናብራ
ዝውዕል ፣ ከም ኡ ድማ ንተኸታታሊ ግዜ ዝቕጽል ናይ ቃላት ዝርርብ ብምግባር ኣብ ምምዕባል ክእለትን ኣዘራርባ ፈረንሳ ርእሰ ተ ኣማንነት ብምሕዳር ንምስጓም ስምሕጋዝ ዝዓለመ መደብ እዩ።

ምስ ባህልን ልምድን ኣነባብራን ሃገረ ፈረንሳ ንኽወሃሃድ ምሕጋዝ።

ነቲ ስደተኛ ምስ ናብራ ፈረንሳ ኣብ ምውህሃዱ ቀሊል ዕድል ንምሃብን ምሕጋዝን።

ኣብ ናይ ሃገረ ፈረንሳ ስርዓተ ትምህርቲ ዘለካ ፍልጠት ወይ ኣፍልጦ ናብ ካልኦት ምምሕልላፍ።

እዚ ንሓደ ስደተኛ ናይ ምሕጋዝ መደብ እምበ ኣር ብፍሉይ ዝምልከቶም ኣካላት ብፍላይ ህጻናትን ማለት ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ቆልዑትን ገና ኣብ በጽሒ ዘይበጽሑ መንእሰያትንዝምልከት ኮይኑ፣

ናይ ትምህርቲ ሂወቶም ምምስራትን ኣብ ትምህርቲ ዓለም ንኽዕወቱ ምሕጋዞምን ምስላዮምን ካብ ስርዓተ ትምህርቲ ሃገረ ፈረንሳይ ክረኽብዎ ዝግበ ኦም መሰላትን ፍልጠትን ብግቡእ ከምዝርድ ኦም ምሕጋዝን ዝዓለመ መደብ እዩ።

ንሓድሽ ባህሊ ምልላይን ናትካ ባህሊ ድማ ንኻል ኦት ምፍላጥን፣

ኣብ እዚ መደብ እዚ ብምስታፍኩም ከም ሓገዝቲመጠን ፣ካብ እቶም ሓደሽቲ መጻእቲን ስደተኛታት (ታሪኽ ሙዚቃ ምኽሻንን ባህሊን ) ከምኡ እውን ናይ ካልእ ህዝቢ ቋንቋን፣ ናይ ምልላይ ዕድል ክህልወኩም ዝሕግዝ እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

እንተደኣ ዘገድሰኩም ኮይኑ፣ ኣብ ጥቓኹም ዘለዉ ኣካላት ተወከሱ፣

ኣብ እንታይ ዝኣመሰለ መደብ ክትሳተፉ ከም እትኽእሉ ንምምይያጥ፣ነዚ ዝምልሳ ኣካላት ኣብቲ እትነብሩሉ ከባቢ ኣድራሻታቶም ንምርካብ ኣብዚ ዝርከብዎ ቤት ጽሕፈታት ዝሕብር መሐበሪ ስነ ካርታተወከሱ።

ብድሕርዚ እቲ ዝቐርበኩምን ዝሰማማዓኩምን ቦታን መደብን ምስ መረጽኩምን ረኸብኩምን ኣብ ኡ ብምውካስ ወይ ብምጥዋቕ ምሳታቶም ክትራኽቡን ናብቲ መደብ ናይ ምጽምባር ኩነታት ከተጣጥሑ ከምትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
35 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Ministère de l'Intérieur
Ministère de l'Intérieur

Partenaires

Délégation interministérielle à l'accueil et à l'intégration des réfugiés (Diair)
Délégation interministérielle à l'accueil et à l'intégration des réfugiés (Diair)
Direction générale des étrangers en France (DGEF)
Direction générale des étrangers en France (DGEF)

Responsable

Ministère de l'Intérieur

Ministère de l'Intérieur

Partenaires

Délégation interministérielle à l'accueil et à l'intégration des réfugiés (Diair)

Délégation interministérielle à l'accueil et à l'intégration des réfugiés (Diair)

Direction générale des étrangers en France (DGEF)

Direction générale des étrangers en France (DGEF)