ሓገዝ ናይ መንበር ገዛ ንምርካብ
ምስ ኢንስራ Insair 38 - ADOMA ኣዶማ

ሓገዝ ናይ መንበር ገዛ ንምርካብ

ምስ 
ኢንስራ Insair 38 - ADOMA ኣዶማ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ16 juil. 2021

እንታይ ኢዩ?

Adoma ናይ ገዛ ክራይ ፣ ፍታሕ ንምርካብ ዝቖመ ወሃብ ኣገልግሎት ትካል እዩ።

እዚ ተኽእሎ እዚ፣ ADOMA ስደተኛታት፣ ንመበሪ ዘይብሎም ሰባትን፣ ብሓፈሻ ወላ እውን ኣብ ምሕታት ዑቕባ እንከለዉ፣ እውን ኣገልግሎት ብዘይ ኣፈላላይ ዝህብ ህዝባዊ ኣገልግሎት እዩ።

.

i ኣገዛሲ ሓበሬታ፣ ነዚ ኣገልግሎት እዚ፣ ኣብ grenobloise ዝርከብ ንሽጉራት ዝወሃብ ነይ መንግስቲ ገዛውቲ፣ ንምክራይ መታን ክትክእሉ ዝሕግዝ እዩ።

.

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

38 - Isère

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ን 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ናይ ህዝባዊ ወይ መንግስታዊ ገዛ ንምርካብ

እዚ ድማ፣ ን ስራሕ ምድላይ ኣብ Pôle Emploi... ካልእን ናይ ምምሕዳራት ትካላት ንምምዝጋብ ይሕግዘኩምን ፣ መሰላትኩም የርሕውን ።

ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ንምርካብ እውን ይሕግዝ

ስለ ዝኾነ ድማ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ክትረኽቡ የኽእለኩም።

ስራሕ ንምርርካብ

እዚ እውን ዝተፈላላየ ስልጠና ክትረኽቡ እውን ይሕግዝ

ቀዋሚ ስራሕ ንምርካብ

እቲ ዕላማ ድም ፣ ንዓኹም ኣብ ዝተረጋግአ፣ ቀዋሚ ገዛን ንኽትሕዙ ምግባር እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ንዝያዳ ሓበሬታ :

contratrefugies@grenoblealpesmetropole.fr ኢመይል ግበሩልና

ክፍለጥ ዘለዎ

ውሱን ቦታ ጥራይ እዩ ዘሎና።

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
7 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Adoma
Adoma

Partenaires

SALTo- Oiseau Bleu
SALTo- Oiseau Bleu

Responsable

Adoma

Adoma

Partenaires