ናይ መንግስቲ ገዛ ምሕታት
ምስ ኢንሴኽ Insair 38 - ኣዶማ Adoma ን ሳልቶ SALTo - ዋዞ ብሉ Oiseau Bleu
ናይ መንግስቲ ገዛ ምሕታት
ምስ ኢንሴኽ Insair 38 - ኣዶማ Adoma ን ሳልቶ SALTo - ዋዞ ብሉ Oiseau Bleu
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 11 mai 2021
እንታይ ኢዩ?
እዚ ናይ ገዛ ምሕታት መርርሕ፣ . ብ ኸመይ ገዛን ምስኡ ዝኸይድ ድማ ምርካብ ዝራኽን ዝከውን ሓገዝ ምርካብ ዝዓለመ እዩ።
i ን ኣፍልጦ !: እዚ ኣሳላይነት እዚ éን ስደተኛታት (ን ንጽል ቤተሰብ ማለት ወይ ኣደን ወይ ኣቦ ንበይኖም ) ን ህገዛ ዘይረከቡ ሓተቲ ዑቕባ ከምኡ ውን ን ማሕበራዊ ጸገም ዘለዎምን ዝዓለም እዩ።.
ኣገዳሲ ! : ነዚ ሓገዝ እዚ ንምርካብ : ዘድልዩ ነገራት
- ብጭቡጥ ገዛ ዘድልየኩም ክኸውን ኣለዎ
- ኣብ ግሮኖብልን ኣከባቢ grenobloise, ክኸውን ኣለዎ ጠለብኩም
- ኣኣብቲ መስርሕ ናይ ሓገዝ ምዝጉባት ምስ እትኾኑ
ንመን ኢዩ ፧
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
38 - Isère
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
12 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
38 - Isère
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ
12 ኣዋርሕ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ማሓበራዊ ሓገዝ ምርካብ
እዚ መስርሕ ን ዝጋኩም ናይ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ናይ ምርካብ ነገራት ከም እኒ፣ ኣፍልጦ ኣኣብ ሕጊ ፣ናይ ስራሕ ምርካብ ተኽእሎን ካልእን ኣፍልጦ ከም እተርኽቡ ሕግዝ
ስራሕ ርኸቡ
እዚ መስርሕ ኣዚ እውን ፣ ን ናይ ቋንቋን ካልእ ስልተናታት ፣ ማእከል ብምግባር፣ ስራሕ ን ኽትረኽብሉ እትኽእሉ ኩናታት የመቻችእ
ቀዋዊ ገዛ ንምርካብ
ዕላማ ናይዚ መደብ ፣ ቀዋሚ ጋዛ ንምርካብ ክሕግዘኩም እዩ
ናይ ጥዕና ክትትል ንምርካብ
እዚ ተኽእሎ እዚ ናይ ምሕካም መሰልኩም እውን ዘጣጥሕ እዩ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ን ምዝገባ ኢመይል ስደዱልና
በዚ ስርዕብ ኣድራሻ
contratrefugies@grenoblealpesmetropole.fr
i ን እፍልጦ !ውሱን ቦታ እዩ ዘለና እሞ ቀልጢፍኩም ተመዝገቡ.
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ